Monday , May 13 2024
Martina Holmberg / TT

ክንክን ኣስናን

ን ዓበይቲ ይኹን ንናኣሽቱ፣ ኣስናን ብጥዕና ንምሓዝ መዓልታዊ ምምዋጽ ወይ ምሕጻብ ስኒ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ዋላ ናይ ምሕማም ወይ ናይ ቃንዛ ስምዒት ኣይሃሉ፣ ሓደ ግዜ ናብ ሓኪም ስኒ ኬድኩም ቁጽጽር ኣስናን ምግባር ይምከር። ኣብ ሓደ ኣንዳ ስኒ ሓኪም፣ ሓደ በዓል ሞያ ኣጽራይ ኣፍ ኣሎ።

እዚ በዓል ሞያ ኣስናንን ግርጻንን ብኸመይ ብጥዕና ከምዝዕቀብ ይምህር። ኣብ ምዕባይ ዘለዉ ቆልዑ፣ ስርዓተ ኣስናኖምን ኮራርምቶምን ንምሕላው ሓደ ሓደ ግዜ ኣስናኖም ምእሳር የድልዮም። እዚ ንምግባር ናብ ሓኪም ስርዓተ መንጋጋን ኣስናንን ይመሓላለፉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com