Monday , May 13 2024

መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኣብ 8.7% ቀጺሉ

ኣብ ዕዳጋታት ስራሕ ውሑድ ለውጢ ኣብ ዝተራእየሉ እዋን፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ውን፡ ብዙሕ ለውጢ ከየርኣየ፡ ከምዝቐጸለን መጠንቀቕታ ዝተዋህቦም ሰራሕተኛታት ድም ውሑዳት ከምዝነበሩን ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊን ሓቢሩ።

ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት፡ ስራሕ ኣልቦ ምዃኖም ክሕብሩ እንከለዉ፡ ከንደኦም ዝኣኽሉ ድማ ስራሕ ከምዝረኸቡ እቲ ቤት ጽሕፈት ድሕሪ ምሕባሩ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ድማ ብዘይ ለውጢ ከምዘለዎ ኣብ 8.7% ኮይኑ ከምዝቐጸለ ኣፍሊጡ።

ኣብ ሽወደን፡ ኣስታት 453 ሽሕ ሰብ፡ ብዘይ ስራሕ ከምዘሎ ይፍለጥ።   


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com