Tuesday , May 14 2024

ሽወደናውያን ኣሕዋት ንሩስያ ወኪሎም ክስልዩ ብምጽንሖም ተፈሪዶም።፡

ክልተ ሽወደናውያን ኣሕዋት፡ ንሽወደን ምስ ኣገልግሎት ወተሃደራዊ ስለያ ሩስያ ብምትሕብባር ክስልዩ ብምጽንሖም ንነዊሕ ዓመታት ማእሰርቲ ከም እተፈርዱ ተገሊጹ። እዞም ኣሕዋት፡ ንዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ናብ ኣገልግሎት ወተሃደራዊ ስለያ ሩስያ ሓበሬታታት ሽውደን ከቐብሉ ዝጸንሑ እዮም ተባሂሉ’ሎ።

ካብዞም ክልተ ኣሕዋት እቲ ብዕድመ ዝዓበየ፡ ኣብ ሓደ እዋን ምስ ኣገልግሎት ድሕነት ሽወደን–SÄPO–ዝሰርሕ ዝነበረ ኮይኑ  ብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ስቶክሆልም፡ ናይ ዕድመ ልክዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱ’ሎ። ሓዉ ድማ 9 ዓመትን ዓሰርተ ኣዋርሕን ማእሰርቲ ተበዪንሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com