Saturday , May 18 2024

ውህደት

ብዛዕባ ቢልጌትስ . . .

ቢልጌትስ፡ እቲ ብሃብቱ ኣብ ዓለም ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ሰብ እዩ። ንሱ ዋላ’ኳ ብሃብቱ ኣዝዩ ፍሉጥ ሰብ ኣብ ዓለም እንተኾነ፡ ዝኾነ ሰብ ዘይፈልጦ ሓቅታት እውን ኣለዎ። ቢልጌትስ፡ ሃብታም፡ እቲ ፍሉጥ ኣብ ዓለምና ዘሎ ናይ ቴክኖሎጂ ትካል ‘ማይክሮሶፍት’ ዝውንን፡ ከምኡ’ውን ለዋህ ገባሪ ሰናይ ምዃኑ እዩ እንፈልጦን ዝንገረናን። እዞም ዝስዕቡ ሓቅታት እውን ብዛዕባ ቢልጌትስ እዮም። ቢልጌትስ፡ እታ ናይ መጀመሪያ ናይ ኮምፕዩተር ፕሮግራም፡ …

Read More »

ኣብ ነፋሪት፡ እናተዋዘየ “ቦምባ” ዝበለ ኢትዮጵያዊ ተኣሲሩ

ኣብ ነፋሪት ክትዋዘዩ ኢልኩም እተውጽእዎ ቃል፡ ‘መዘዝ ከስዕበለይ ይኽእል‘ዩ‘ ኢልኩም ሓሲብኩም ዶ ትፈልጡ? ሓደ ኢትዮጵያዊ፡ ኣብ ነፋሪት እናተዋዘየ “ቦምባ” ስለዝበለ፡ ንኣርባዕተ ወርሒ ንኽእሰር ተፈሪዱ። እዚ ጪፍራየ በቀለ ዝበሃል ኢትዮጵያዊ፡ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ፡ ካብ ናይሮቢ ናብ ጆሃንስበርግ ንምብራር ነፋሪት ኣብ ዝሳፈረሉ፡ “ቦምባ” ኢሉ ስለዝተዋዘየ እዩ ተኣሲሩ። ሓንቲ ኣሳሳዪት ቁጽጽር ኣብ እትገብረሉ እዋን “እንታይ ዘፍርሕ ኣሎ? ቦምባ ድዩ መሲሉኪ?” ብምባል እዩ ንዋዛ …

Read More »

ካብ በዓል-መዚ ሓገዛት ትምህርቲ (CSN) እትረኽብዎ ሓገዝን ልቓሕን ኣብ ሽወደን

እቶም ስደተኛታት ዝኾንኩም ኣብ ሽወደን ክትመሃሩ እትደልዩ ሰባት፡ ካብ በዓል-መዚ ሓገዛት ትምህርቲ (CSN)፡ ብነጻ ዝወሃብ ገንዘባዊ ሓገዝ ክትወሃቡን ከምኡ ውን ንሱ ምስዘይኣኽለኩም ክትልቕሑ ውን ትኽእሉ ኢኹም። እዚ ዕድል’ዚ ኸኣ፡ ድጋፍ–ትምህርቲ (studiestöd) ተባሂሉ ይጽዋዕ። ድጋፍ-ትምህርቲ፡ ነቶም ዝመሃሩ ሰባት ትምህርቶም ኣብ ዝከታተሉሉ እዋን፡ ምስ ክራይ፡ መግብን ካልእ ዘድልዮም ነገራትን ዝተኣሳሰረ ወጻኢታት ንምሽፋን ተባሂሉ ዝወሃብ ድጋፍ እዩ። ብዜካ`ዚ እቶም ስደተኛታት ዝኾንኩም ሰባት፡ ኣቚሑን …

Read More »

ለጻይቶ

ለጻይቶ ሕማም ናይ ጸጉሪ ኮይኑ ፡ብሃንደበት ምጥፋእ ጾጉሪ ምስዝረግፍ ይፍጠር።እዚ ተርእዮ ምርጋፍ ናይ ጾጉሪ(ለጻይቶ) ኣብ ማእከል ጥዑይ ዝኾነ ጾጉሪ የጋጥም ። ብገምጋም 2ተ ካብ 100 ሰባት ኣብ ጉዕዞ ሂወቶም ለጻይቶ የጋጥሞም።ለጻይቶ ኣብ ኩሉ ደረጃ ዕድመ ዝርኤ ሕማም ጾግሪዩ , ወላውን ኣብ ህጻናት እንተኾነ ። ለጻይቶ መብዛሕቱ ግዜ ኣብ ነኣሽቱ መንእሰያት ደቀንስትዮን ደቂተባዕትዮን ብብዝሒ ይርኤ። ገለ ሰባት ለጻይቶ ሓደ ግዜ ከጋጥሞም …

Read More »

መምርሒ ፍቓድ ኣብ ሽወደን

ኣብ ሽወደን ሓንቲ ማኪና ንኽትዝውር፡ ናይ ግድን 18 ዓመት ዝመላእካን ሓደ ናይ መዘወሪ ፍቓድ ዘሎካን ክትከውን ኣሎካ። ሓደ ብቑዕ መዘወሪ ፍቓድ ካብ ካልእ ሃገር እንተ ኣሎካ ኾይኑ፡ ሓታቲ ዕቝባ ኣብ ዘሎኻሉ እዋን ኣብ ሽወደን ማኪና ክትዝውር ይፍቀደካ እዩ። ኣብ ሽወደን፡ ናይ ሽወደን ሕግታት እዮም ዘገልግሉ። ሓደ ኣብነት ናይዚ፡ ኣብ ሽወደን መኪና ክትዝውር ንኽፍቀደካ ናይ ግድን ወዲ 18 ዓመት ክትከውን ኣሎካ። …

Read More »

ሽኮርያ ዓይነት 2 እንታይ ማለትዩ?

ካብ ንቡር ወጻኢ ልዑል መጠን ሽኮር ወይ ግሉኮዝ ኣብ ደምና ምስዝህሉ ሽኮርያ ይበሃል። ኣብዚ ናይ ሽኮርያ ዓይነት 2 ወሃዮታት ኣካላትና ብግቡእ ወይ ብጽቡቕ ን ኢንሱሊን ሆርሞን ናይ ምንቕቃሕ ግብረመልሲ ኣይህብዎን።እንተኾነ ኣካላትና እኹል ዝኾነ ኢንሱሊን ሆርሞን የመንጩ ።ኢንሱሊን ሆርሞን እዩ ። ከም ንቡር ኢንሱሊን ንወሃዮታት ኣካላትና እኹል ዝኾነ ሽኮር/ግሉኮዝ ካብ ደምና መታን ክወስዱ ዝሕግዝ/ ዘነቓቕሕ ሆርሞን እዩ።ንኣብነት ሽኮራዊ ወይ ካርቦሃይድሬት ትሕዝቶ …

Read More »

ካልኣይ ክፋል ምዕቃብ መግቢ

ዝወድቀሉ ዕለት ስጋን ፡ስጋ ዓሳን እቶም ቐልጢፎም ዝበላሸዉ ዓይነት መግቢ እዮም።ኣብዞም ዓይነታት ፍርያት ዝበላሸውሉ ዕለት ማለት ክሳብ እዚ ዕለት ተጠቐም ዝበል ሓበሬታ ንረክብ።እዞም ዝጠቐስናዮም ዓይነታት መግቢ ድሕሪ ዝወድቁሉ ዕለት ክንበልዖም የብልናን።ብኻልእ መንገዲ ድሕሪ ዝወድቕሉ ግዜ እንተድኣ በሊዕናዮም ክንሓምም ንኽእል ማለትዩ።ገለ ፍርያት መግቢ ቡዙሕ ቐልጢፎም ዘይበላሸዉ እንተድኣ ኾይኖም ኣብ ገበር ሓበረታ ማለት ኢቲከት ‘ብዝበለጸ ቅድሚ እዚ ዕለት ተጠቀም’ ዝብል ሓበሬታ ንረክብ።ክሳብ …

Read More »

ኣሸንዳ፡ ኣዋልድ ኣብ ሜዳ!

ኣብ እዋን ኣሸንዳ ኣዋልድ ነጻነተን ዝእውጃሉ መልክዐን ንደገ ዘውጽኣሉ፡ ባህላዊ ቁጠባዊን ማሕበራዊ ትሕዝቶታት ዘለዎ ባህሊ እዩ። በዓል ኣሸንዳ ካብ ዘበነ ንግስና ሃጸይ ካልብ ኣትሒዙ ከምዝተጀመረ ሊቃውንቲ ቤተ ክርስትይን ይግልጹ ። በብዓመቱ ካብ ወርሒ ነሓሰ ዝኸበር በዓል ኣሸንዳ ኧኣዋልድ ምሉእ ናጽነተተተን ዝጎናጸፉሉ ። ኣሸንዳ ዘይድህሰስ ሓድጊ ዓለም ኮይኑ ኣብ መዝገብ ” UNESCO” ንኸምዝገብ ይስራሕ ኣሎ ። ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ መሰረት ዝለበሰ በዓል’ዩ …

Read More »

ጸጸር ናይ ሓሞት እንታይ ማለትዩ ?

ሓሞት ደሚቕ ቀጠልያ ኾይኑ ሕፍስ ዝበለ ፈሳሲዩ።ሓሞት ኣብ ከረጺት ዝዓቁር ኮይኑ እዚ ከረጺት ናይ ሓሞት ድማ ምስ ጸላም ከብድና ዝተጣበቐ እዩ።እዚ ከረጺት ድማ ከረጺት ሓሞት ወይ ፍሕኛ ናይ ሓሞት ተባሂሉ ይጽዋዕ።ሓሞት ንስብሒ መታን ከሕቕቐልናን ከቃጽለልናን ይጠቕመና። ጠሊ ናይ ሓሞት እንሓንሳብ ክጎድል ይኽእል እዚ ድማ ንሓሞት ከሕፍሶ ይኽእል ስለዚ ደቀቅቲ ተረርቲ ነገራት ይምዕብልሞ ኣብ መወዳእታ ጸጸር ናይ ሓሞት ይኾኑ። ዝተፈላለዩ ግዝፊ …

Read More »

ማሕበራዊ ውሕስነት ኣብ ሽወደን

ማሕበራዊ ውሕስነት፡ ኣገዳሲ ኣካል ናይ ሕብረተሰብ ሽወደን እዩ። ማሕበራዊ ውሕስነት፡ ናይ ስድራቤታትን ህጻናትን፡ ስንኩላን፡ ኣረጋውያን፡ ሕሙማንን ኣብ ስራሕ ዝተጎድኡን፡ ቊጠባዊ ድርዒ እዩ። ኣብ ጽላል ማሕበራዊ ውሕስነት፡ “ክትዕቆቡ ይግባኣኩም ድዩ ወይስ ኣይፋሉን?” ንዝብል ሕቶ ዝውስን፡ ብዓል መዚ ውሕስነት (Försäkringskassan) እዩ። ብዓል መዚ ውሕስነት፡ መንግስታዊ ትካል እዩ። ነቲ ዝውሃብ ገንዘብ ዝኸፍሎ’ውን እዚ ትካል’ዚ እዩ። ብዓል መዚ ጒዳያት ጡረታ ድማ፡ (Pensionsmyndigheten) ክፍሊት ጡረታን …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com