Saturday , May 4 2024

ውህደት

ምሕርናኽ

ምሕርናኽ ክመጸሉ ዝኽእል ምኽንያት ኣብ ሻምብቆ መተንፈሲ ኣየር ማለት ካብ ኣፍንጫ ጀሚሩ ክሳብ ሳጹን ድምጺ ጽበት ምስ ዘጋጥም ክኽሰት ይኽእል።እዚ ጽበት ሻምብቆ መተንፈሲ ኣየር ጠንቅታቱ ብዙሓት እዮም ገለ ካብኣቶም ብሕቆና(ጥንቅልዒት) ኣብ እንድቅሰሉ እዋን ልሳንና(መልሓስና) ንድሕሪት ገጻ ትሕት ኣብ ትብለሉ እዋን ክኽሰት ይኽእል። ልዕሊ ሚዛን ሰውነት፡ኣልኮል፡መደቐሲ ከኒና ከምኡውን ምትካኽ ሽጋራን ድኣመሰሉ ምሕርናኽ ዘጋድዱ ነገራት እዮም። ምሕርናኽ ከጉድሉ ዝኽእሉ ገለ ምኽርታት ።ብሕቆና …

Read More »

ኣብታ እትነብረላ ሓዳስ ሃገር፣ ወላዲ ምዃን

ናብ ሓንቲ ሓዳስ ሃገር ምምጻእ፡ ንበጽሕታትን ቆልዑን ዓቢ ለውጢ የኸትል እዩ። ገለ ገለ እዋን፡ ቆልዑ ካብ ኣባጽሕ ንላዕሊ፡ ኣብ ሓድሽ ሕብረተሰብ ብቐሊሉ ይጽምበሩ። ስለዝኾነ ኸኣ፡ እቶም ኣባጽሕ፣ ምስቲ ሕብረተሰብ ንኽራኸቡ ኣብ ደቆም ይምርኮሱ። እዚ ኸኣ፣ ኣብቲ ስድራቤት፣ ምቅይያራት ናይ ተራ ከስዕብን ንቖልዑ ኸኣ ከቢድ ሓላፍነት ከሰክሞምን ይኽእል። ወለዲ፣ ምስ መውዓሊ ህጻናት፡ ቤት ትምህርቲ፡ መንግስታዊ ትካላት ወይ’ውን ሕክምና፣ ኣብ ዝራኸቡሉ እዋን፡ …

Read More »

ብዛዕባ ማያ ኣንጀሎ

ልዑል ተቐባልነት ዘለዋ ጸላም ኣመሪካዊት ገጣሚትን ደራሲትን ማያ ኣንጀሎ፡ ኣብ 1928’ያ ኣብ ሉዊስ ሚሶሪ ተወሊዳ። መብዛሕቲኡ ግዜ ንመሰል ኣፍሪቃውያን ደቂ-ኣንስትዮ ወኪላ ትካታዕ ማያ፡ ጽሑፋታ ዳርጋ ኣብ መላእ ዓለም ልዑል ተቐባልነት ረኺቡ እዩ። ማያ፡ ላንግስቶን ሁገስን ፓውሎ ላውረንስ ዱንባርን ብዝተባህሉ ጸለምቲ ጸሓፍቲ ተጸልያ፡ ካብ ግዜ ንእስነታ ኣብ ጽሑፍ ክትነጥፍ ከም ዝጀመረት ትገልጽ። ‘I Know Why the Caged Bird Sings’ እትብል ኣብ …

Read More »

ስለምንታይ ኢና ኣብ ሕሜት እንጽመድ?

ስለምንታይ ኢና ሰባት ብዛዕባ ምሳና ዘየለዉ ሰባት እንዛረብ? ስለምንታይከ ንኸውን ገለ ሰብ ምሳና ጸኒሑ ካባና ፍልይ ምስ በለ ብዛዕብኡ ሕማቕ ንዛረብ? ብሓጺሩ ስለምንታይ ኢና ኣብ ሕሜት እንጽመድ? ተመራመርቲ ስነ-ልቦና ብዛዕባ’ዚ ኣጽኒዕም ኣቕሪቦሞ ካብ ዘለዉ ነጥብታት ገለ ካብ መርበብ ሓበሬታ 2knowyourself.com ክንጠቅስ፡ ቅንኢ  ሰባት ቅንኢ እንተ ደኣ ተሰሚዑና ኢና ብዛዕባ ሰባት ንዛረብ። ቅንኢ ዝተሰምዓና ሰባት፡ እቲ ንዛረበሉ ዘሎና ሰብ ትሕቴና ምዃኑ …

Read More »

ረኽሲ ግርጻን

ረኽሲ ግርጻን ክንብል ከለና ግርጻንና ይረክስ ማለትና እዩ። ረኽሲ ግርጻን ናብ ከባቢኡከስፋሕፍሕን ኣዝዩ ሓደገኛ ክኸውንን ይኽእል።ረኽሲ ግርጻን ከመይ ኢሉ ይጅምርኣስናንና ብግቡእ ምስ ዘይነጽርዮ ክብዕክኽ ይኽእል። ምብዕካኽ ናይ ኣስናን ክንብል ከለናብዙሕ ባክተርያ ዘለዎ ቀጸላ ኣብ ስንና ከም ዘሎ ምልክት እዩ። ከም ውጽኢት ናይዚ ድማስንና ክሕስኽን ክብላዕን ይጅምር። እዚ ድማ ክሳብ ምርካስ ናይ ግርጻን ከኽትልይኽእል። ረኽሲ ናይ ግርጻን ምስ ዝስዕርር ድማ ክሳብ …

Read More »

ንነበርቲ ሰሜናውን ምዕራባውን ሽወደን ካብ ዝመጽዕ ዓመት ምጒዳል ግብሪ (skatt) ክግበረሎም ምዃኑ ተገሊጹ ።

ብኣግኡ ዝግበር ምጒዳል ቀረጽ ኣብ ሰሜናዊ ጫፍን ምዕራብን ዝርከባ ምምሕዳራት ከተማ ንዝቕመጡ ሰባት ኣርባሒ ስጒምቲ እዩ ተባሂሉ። ኣማኢት ኣሽሓት ተቐማጦ ሰሜናዊ ጫፍን ምዕራባዊ ዞባን ሽወደን ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚሮም ምጒዳል ቀረጽ ክግበረሎም ምዃኑ ተገሊጹ። እዚ ምጒዳል ቀረጽ መንግስቲ ማእከላይን ሊበራልን ሰልፊታት ኣብ ዘተ ባጀት ኣብ ስምምዕ ምስ በጽሑ እዩ ኣብ ትግባረ ክውዕል። እዚ ናይ ቀረጽ ምጒዳል 1650 ክሮና ኣብ ዓመት …

Read More »

በዓልመዚ ኣብያተ ትምህርቲ ምስክር ወረቐት ንዘይብሎም መማህራን ናይ ምምራሕ ሓገዝ ይህብ ምህላዉ ተገሊጹ።

ናይ መባእታ መማህራን ጠለብ ምስ ምዕባዩ በዓልመዚ ኣብያተ ትምህርቲ ምስክር ወረቐት ንዘይብሎም መማህራን ናይ ምምራሕ ሓገዝ ብናይ ኦንላይን ኣገልግሎት ይህብ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብያተ ትምህርቲ ሽወደን ብዙሓት ምስክር ወረቐት ዘይብሎም መማህራን ቈጺረን ከም ዘስርሓ ይፍለጥ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ኣዝዩ ጽንኩር ሕጽረት መማህራን ምዃኑ’ውን ተመልኪቱ’ሎ። ዝሓለፈ ዓመት ክሳብ 70 ሚእታዊት ካብ መማህራን ጥራይ ወረቐት ምስክር ዘለዎም ምዃኑ ዝተመልከተ ኮይኑ ኣብ ዝቕጽል ዓሰርተ …

Read More »

ሓናት

ረኽሲ ሓናት ማለት ነድሪ ወይ ሕበጥ ናይ ኣብ ጎሮሮና ዝርከባ ጽቅታት ሓናት ማለት’ዩ ። መብዛሕቱ ግዜ ቫይረስ ጠንቒ ረኽሲ ወይ ነድሪ ናይ ሓናት እዮም።እንሓንሳብ ግን ባክቴርያ ጠንቂ ረኽሲ ሓናት ክኾኑ ይኽእሉ።እዘን ጽቅታት ሓናት ክፋል ናይ ስርዓተ ምክልኻል ኣካላትና ኮይነን ብኣፍና ንዝኣትዉ ታህዋስያን ዝከላኸላ እየን።ሓናት ክብብ ዝበላ 2ተ ጽቅታት ኮይነን ኣብ ዳሕረዋይ ክፋል ጎሮሮና ይርከባ። ምልክታት ወይ ጥርዓናት ረኽሲ ሓናት – …

Read More »

ኣብ ቀረባ እዋን ምልኣኽ ገንዘብ ብ መንገዲ ስዊሽ (Swish) ካብ ሽወደን ናብ ካሎኦት ሃገራት ኤውሮፓ ክጅምር ሙኻኑ ተሓቢሩ!!

ኤውሮጳዊ ማሕበር ስርዓት ምኽፋል ብ ሞባይላት (EMPSA) ከምዝሓበሮ ብ መንገዲ ስዊሽ ካብ ሽወደን ናብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮፓ ምልኣኽ ገንዘብ ክጅምር ሙኻኑ ሓቢሩ። ብ መሰረት ጸብጻብ እዚ ማሕበር  ምትሕላልፍ ገንዘብ ብመንገዲ ስዊሽ ኣብ ቀርባ ግዜ ኣብ ግብሪ ክውዕል ሙዃኑ ሓቢሮም። በዚ መስረት ብ ኣገለግሎት ስውሽ ብምጣቃም ናብ እዘን ዝስዕባ ሃገራት ኤውሮፓ ማለት በልጂም፣ ጀርመን፣ኣውስትርያ፣ፊላንድ ደንማርክ፣ ፖርትጋል፣ ስዊዘርላንድን ነርወይን ገንዘብ ምትሕላላፍ ክኸኣል …

Read More »

ትምህርቲ ንኣባጽሕ ኣብ ሽወደን

ኣብ ሃገረ ሽወደን፡ በጽሒ ኴንካ ክትምሃር ልሙድ እዩ። መብዛሕትኦም ድማ፡ ዝነበሮም ሞያ ንኸማዕብሉ ወይ ድማ ካልእ ሞያ ንኽሕዙ እዮም ዝምሃሩ። ገሊኦም ግን ሓድሽ ነገር ንምፍላጥ ኢሎም ይምሃሩ። ምሉእ ህይወትካ ምምሃር እወንታዊ ገጽታ ኣሎዎ። ‘ናይ ምሉእ ዕድመ ምህሮ’ ድማ ይብሃል። ቤት ጽሕፈት ኣማኸርቲ ትምህርቲ እንታይ ክትምሃር ከም እትደሊ ርግጸኛ ምስ ዘይትኸውን፡ ንቤት ጽሕፈት ኣማኸርቲ ትምህርቲ ክትውከስ ትኽእል ኢኻ። እዚ ቤት ጽሕፈት’ዚ፡ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com