Monday , May 20 2024

ጥዕና

ፈጸጋ

ፈጸጋ ኣብ ቆርበትና ንኣሽቱ ነድሪ ቆርበት ወይ ዕንፍሩር ምስዘጋጥም ዝፍጠር ኩነት እዩ ኮይኑ ድማ ኣብ ከባቢ ላዕለዋይ ቀጸላ ቆርበት ዝርከቡ ጽቅታት ቅብኢ ዝምዕብልዩ። እዞም ጽቅታት ኣብ ላዕለዋይ ቀጸላ ቆርበትና ዝርከቡ፡ንቆርበትና ቅብኢ ድምስርሑ ኮይኖም ቆርበትና ንኸይደርቕን ኣንጻር ዝተፈላለዩ ረኽሲ ባክተርያን ፉንገስ ናይ ቆርበትን ይከላኸለልና። ዳርጋ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ኣብ እዋን ጉብዝና ፈጸጋ የጋጥሞ።እንተኾነ ክብደቱ/ብርትዔ ፈጸጋ ይፈላለ።ቀይሕ ወይ ጻዕዳ ዕንፍሩር /ዝነደረ ቆርበት …

Read More »

መጠንቀቕታ ንነበርቲ ፋገርሁልት (Fagerhult): ቅድሚ ማይ ምስታይኩም ከተፍልሕዎ ትሕተቱ!!

ሰበስልጣን ምምሕዳር ከተማ ሆግስቢ (Högsby) ማይ እቲ ከባቢ ብሓደገኛ ባክተርያ ተበኪሉ ስለዘሎ ንተቐማጦ እዚ ምምሕዳር ዝኮነ ሰባት ማይ ቅድሚ ምስታዮምን ንመግቢ ቅድሚ ምጥቃሞምን ኣፍሊሖም ክጥቀምሉ የተሓሳስቡ። እዚ ምምሕዳራ ወሲኹ ነዚ ተኸሲቱ ዘሎ ጸገማት ንምፍታሕ ኪኢላታት ናብቲ ቦታ ብምኻይዳ ኣብ ምፍትሑን ምጽራዩን ብዝልዓለ ይሰርሑ ከምዘሎን ዝኾነ ሰብ ቅድሚ ማይ ምጥቃሙ ጥንቃቐ ክገብር ተማሕጺኖም።

Read More »

ጸቕጢ , ድቃስን

ጸቕጢ ንብዙሓት ሰባት፡ ጸቕጢ ይስምዖም። ጸቕጢ፡ ግድን ሓደገኛ‘ዩ ማለት ኣይኮነን። ጸቕጢ፡ ጽንኩር ኩነታት ንኽትጻወር ሓይሊ ይህብ። ዓቐን ዘይብሉ ጸቕጢ ግን፡ ንጥዕና ሓደገኛ ክኸውን ይኽእል‘ዩ። ጸቕጢ ዝስምዓካ እንተ ኾይኑ፡ ምኽንያቱ ምፍላጥ ጽቡቕ‘ዩ። ሽዑ፡ ኲነታትካ ተኸታቲልካ ክትቅይር ክትፍትን ትኽእል ኢኻ።  ገለ ካብ ምልክታት ጸቕጢ፡ ድቃስ ምስኣንን ሕዙን ምዃንን‘ዮም። ኣተኵሮ ክትገብር የጸግመካ፡ ናይ ምዝካር ክእለትካ ይንኪ፡ ጸገማት ስቶማኮ ይመጸካ፡ ርእስኻ ትሓምም ወይ ኣካላትካ …

Read More »

ኣገባብ ምጉሓፍ መድሃኒት

ፍልይ ዝበሉ ኣገባባት ወይ ሕግታት ምጉሓፍ መድሃኒት ነፍሲ ወከፍ ሰብ ኣብ ገዝኡ ዝተረፉ መድሃኒት ወይ መዓልቶም ዘሕለፉ መድሃኒት ክህልዎ ይኽእል።ድሕርዚ ድማ ነዞም መድሃኒታት ንመዋእል ክንዕቕቦም ኣይትኽእልን ።መዓልቶም ዝሕለፉ መድሃኒታት ምጉሓፎም እቲ ዝበለጸ እዩ ። እንተኾነ ግን ብኸመይ ኣገባብ ንጉሕፎም? ኣብ ናይ ጉሓፍ እንእክበሉ ጎማ ወይስ ኣብ ባዞ ናይ ሽንት ቤት? እቲ መልሲ ኣይፋልናን እዩ ስለዚ ፍልይ ዝበሉ ናይ ምጉሓፍ መድሃኒት …

Read More »

ኣሕምልቲ

ሓደ እኹል ሰብ ኣብ መዓልቲ 250 ግራም ኣሕምልቲ ክምገብ ይምከር። እዚ ድማ ዝተፈላለዩ ሕማማት ከም ናይ ልቢ ሕማም፡ ናይ ስብሒ ሕማማት፡መንሽሮ መዓንጣ፡ ከምኡ’ውን ሕማም ሽኮር ናይ ምሕማም ተኽእሎታትየትሕቶ።ሓደ ዝተወሰነ ዓይነት ሓምሊ ንኹሎም ካብ ኣሕምልቲ ዘድልዩና መኣዛታት ክህበና ኣይክእልን እዩ። ስለዚ ድማ ኣሕምልቲ እንዳቐያየርና ክንምገብ ይግበኣና። ብተወሳኺ ድም ኣሕምልቲ እንዳቐያየርና ምስ እንምገብ ክስልችወናኣይክእልን እዩ። ብብዝሒ ኣሕምልቲ ንኽንምገብ ዝሕግዙና ምኽርታት1 -ኣብ ምሉእ …

Read More »

ሕማም ዓሶ ኣብ ዕድመ ሓደ ወለዶ ክጠፍእ ይኽእል እዩ

ንነዊሕ ዘበናት ምስ ደቂ ሰብ ዝተጉዓዘ፡ ምኽንያት ሞት ብዙሓት ሰባት ዝኾነ – ሕማም ዓሶ፡ ኣብ ዕድመ ሓደ ወለዶ ምጥፋእ ይከኣል እዩ ይብል ሓድሽ ዝወጸ ጸብጻብ። በብዓመቱ ብሕማም ዓሶ ዝተጠቕዑ 200 ሚልዮን ሰባት ከምዘለዉ እዩ ዝግለጽ፡ እቲ ሕማም ድማ ዝያዳ ንህጻናት እዩ ዝቐትል። እቲ ሓድሽ ዝወጸ ጸብጻብ ከምዘርእዮ፡ ሕማም ዓሶ ካብ ዓለምና ዝጠፍኣሉ ግዜ ‘ርሑቕ ኣይኮነን’። ግን ድማ፡ ነዚ ንምግባር፡ ዓመታዊ …

Read More »

ሽወደናውያን ኣብ ክረምቲ ብብዝሒ ኣልኮላዊ መስተ ይሰትዩ ምህላዎም ተሓቢሩ።

ካብ ዓሰርተ ሽወደናውያን እቶም ኣርባዕተ ኣብ ክረምታዊ ዕረፍቶም መዓልታዊ ኣልኮላዊ መስተ ይሰትዩ ምህላዎም ሓደ መጽናዕታዊ ዳህሳስ ሽወደን ኣመልኪቱ። ብመሰረት እቲ መጽናዕቲ ኣብ ዕረፍቲ ዘለዉ ሰባት ኣንጊሆም ክትንስኡን ስሩዕ ፕሮግራም ክህልዎምን ጌርዎም ካብ ዝነበረ ስራሕ ምዕራፎም ናብ ከምኡ ዝመሰለ ዝንባለ ከም ዘቃልዖም ተመልኪቱ’ሎ። ብመሰረት እቲ መጽናዕቲ እቲ መጽናዕታዊ ዳህሳስ ኣብ ክሊ ዕድመ 35 ክሳብ 54 ዝተኻየደ ኮይኑ እቶም ብዕድመ ድፍእ ዘበሉ …

Read More »

ጓል 74 ዓመት ህንዳዊት መናቱ ቖልዑ ብ ሰላም ተገላጊላ!! ኣብ ደቡባዊ ክፍላ ህንዲ ከባቢ ኣንድራ ፕራድሽ ትነብረ ናይ 74 ዕድመ ዘለዋ ሰበይቲ ብሓሙስ ብ ሓገዝ ሓኻይም ብ ሰላም ክልተ መናቱ ተጋላጊላ። እዛ ሰበይቲ ናይ ምውላድ ግዜኣ ዝሓለፋ እኻ እንተኾነት ኣብ ቤት ፈተነ ማለት ኣብ ላባላቶሪ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይን እንቛቖሖ ጋል ኣነስተይቲ ብምውህሃድ ኣብ ማህጸን እዛ ሰበይቲ ብምቕማጥ ክትጠንስን ክትወልድን ዝኸኣለት። …

Read More »

ረኽሲ ግርጻን

ረኽሲ ግርጻን ክንብል ከለና ግርጻንና ይረክስ ማለትና እዩ። ረኽሲ ግርጻን ናብ ከባቢኡከስፋሕፍሕን ኣዝዩ ሓደገኛ ክኸውንን ይኽእል።ረኽሲ ግርጻን ከመይ ኢሉ ይጅምርኣስናንና ብግቡእ ምስ ዘይነጽርዮ ክብዕክኽ ይኽእል። ምብዕካኽ ናይ ኣስናን ክንብል ከለናብዙሕ ባክተርያ ዘለዎ ቀጸላ ኣብ ስንና ከም ዘሎ ምልክት እዩ። ከም ውጽኢት ናይዚ ድማስንና ክሕስኽን ክብላዕን ይጅምር። እዚ ድማ ክሳብ ምርካስ ናይ ግርጻን ከኽትልይኽእል። ረኽሲ ናይ ግርጻን ምስ ዝስዕርር ድማ ክሳብ …

Read More »

ሓናት

ረኽሲ ሓናት ማለት ነድሪ ወይ ሕበጥ ናይ ኣብ ጎሮሮና ዝርከባ ጽቅታት ሓናት ማለት’ዩ ። መብዛሕቱ ግዜ ቫይረስ ጠንቒ ረኽሲ ወይ ነድሪ ናይ ሓናት እዮም።እንሓንሳብ ግን ባክቴርያ ጠንቂ ረኽሲ ሓናት ክኾኑ ይኽእሉ።እዘን ጽቅታት ሓናት ክፋል ናይ ስርዓተ ምክልኻል ኣካላትና ኮይነን ብኣፍና ንዝኣትዉ ታህዋስያን ዝከላኸላ እየን።ሓናት ክብብ ዝበላ 2ተ ጽቅታት ኮይነን ኣብ ዳሕረዋይ ክፋል ጎሮሮና ይርከባ። ምልክታት ወይ ጥርዓናት ረኽሲ ሓናት – …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com