Saturday , April 27 2024

ጥዕና

ጥዕናዊ ጥቕምታት ተምሪ

ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ተምሪ ምስ ተረኽበ፡ ወዲ ሰብ ከም ፈውሲ ኢዩ ዝግልገለሉ ነይሩ። መጽናዕትታት ታሪኽ ከም ዝሕብርዎ፡ ገረብ ተምሪ ንፈለማ እዋን ኣብ ዒራቕ’ኳ እንተተረኽበ፡ ጥንታውያን ግብጻውያን ግና ነቲ ፍረ ኣቐዲሞም ከም መስርሒ ነቢት ይጥቀምሉ ነይሮም። ብንግዲ ድማ፡ ተምሪ ናብ ደቡባዊ ምዕራብ ኤስያ፡ ስጳኛ፡ ሰሜን ኣመሪካ፡ ከምኡ’ውን ድሒሩ ናብ ሜክሲኮን ካሊፎርኒያን ኣስፋሕፊሑ። ኣብዚ ግዜ’ዚ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ሃገራት ዓረብን ማእከላይ ምብራቕን …

Read More »

ረኽሲ ሳምቡእ (ኒሞንያ)

ናይ ምስትንፋስ ጸገም፣ ረስኒ፡ ቃንዛ ጭዋዳታት ኣለካ ዶ? ሰዓል ኣለካ ዶ፣ ድኻም ከ ይስመዓካ ዶ? እዚኣቶም ገለ ካብ ምልክታት ምስ ረኽሲ ናይ ሳምቡእ ክርኣዩ ዝኽእሉ እዮም። ሰዓል ምስ ሓዘትካ ቀልጢፋ ምግዳፍ ትኣብየካ ድያ፣ ወይ ድማ መሊሳ በርቲዓትካ ድያ? ከምዚ ምስ ዝኸውን ረኽሲ ናይ ሳምቡእ ሒዙካ ክኸውን ይኽእል እዩ። ረኽሲ ናይ ሳምቡእ ምስ ዝህልወካ እዞም ዝስዕቡ ምልክታት ክስምዑኻ ይኽእሉ፣ • ቃንዛ …

Read More »

መጠን ዘትክኻ ኣዴታት የንቈልቁል ኣሎ ተባሂሉ።

መጠን ናይ ዘትክኻ መንእሰያት ኣዴታት የንቈልቊል ምህላዉ ኣብ ቀረባ እዋን ዝወጸ ስታቲስቲክስ ሃገራዊ ቈንስል ድሕነት ሽወደን ሓቢሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ 2017 ዝወጸ ስታቲስቲክስ ኣብ ፈለምቲ ሰለስተ ሳምንቲ ቈልዓ ዘትክኻ ኣዴታት ሰለስተ ሚእታዊት ኣብ ሸሞንተ ኣዋርሕ ድማ ኣርባዕተ ሚእታዊት እዩ። እዚ ማለት ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተ ሓሙሽተ ዓመታት ቊጽሪ ዘትክኻ ኣዴታት ብፍርቂ ጐዲሉ ኣሎ። ብመሰረት ስታቲስቲክስ ኣብዚ ጒዳይ ኣውራጃዊ ፍልልያት ኣለዎ።

Read More »

ድቃስ መግቢ ኣእምሮ እዩ ንህጻናት

ህጻናት፡ ነፍሲ-ወከፍ ለይቲ ብዉሑዱ 9 ሰዓታት ክድቕሱ ኣለዎም።  ጉድለት ግቡእ ምድቓስ ንህጻናት ግጅፊ ነፍሲ ከስዕበሎም ይኽእል። ብውሑዱ 9 ሰዓታት ክንድቕስ ኣለና። ንሰዓታት ድቓስ ብዝምልከት፡ ሃገራዊ ትካል ድቓስ ነዚ ዝስዕብ ምኽሪ ይህበና፡ ጀመርቲ ትምህርቲ ህጻናት (ካብ 3 ክሳብ 5 ዓመት)፡ 10 ክሳብ 13 ሰዓታትካብ ኣዚለ ክፍሊ ንላዕሊ (6 ክሳብ 13 ዓመት)፡ 9 ክሳብ 11 ሰዓታትኮተቴ (14 ክሳብ 17 ዓመት)፡ 8 ክሳብ …

Read More »

ክፍሊ ምምሕዳር መድሃኒታት ንመጸባበቒ ተባሂሉ ዝውሰድ መራፍእ መጠንቀቕታ የመሓላልፍ።

ሽወደናዊ ክፍሊ ምምሕዳር መድሃኒታት ብዓርቢ ኣብ ዘውጸኦ መጠንቀቕታ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ መመልክዒ ሕክምናታት ዝጥቀምሉ መራፍእ ክሳብ ሕጂ ክስዕቦ ዝኽእል ጎድናዊ ሳዕቤናት ከምዘይተፈልጠ ኣብ መግለጺኡ ሓቢሩ። ንኣጠቓቕማ፡ ኣድምዕነትን ምቹእነትን ናይቲ መሳርሒ ኣመልኪቶም ሰበ መዚ ጥዕና ዳህሳስን መጽናዕትን ንከካይዱ ብተወሳኺ ብናይ ሽወደን ሕጊ ተቐይዱ ዝኸይድ ምዃኑ ንኽረጋገጽ እቲ ክፍሊ ጸዊዑ። ገለ ገለ ዓይነት መራፍእ ውን ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ከምዝኾኑ የጠንቅቅ። እንተኾነ TT …

Read More »

ንቖልዑን መንእሰያትን ምክንኻን

እኹል ሰዓታት ዘይድቕሱ ህጻናት፡ ኣብ ተሳትፎኦም ኣብ ትምህርትን ምስ መዛንኦም ኣብ ምውህሃድን ክዝሕትሉ ዝገብር ኮይኑ፡ ባህርያቶም ውን መትሓዚ ዘይብሉ ክኸውን ይኽእል።ፍሩታን ኣሕምልትን ዝጠቓለለ ጠዓሞት፡ ብቪታሚንን ካልእ ማዕድናትን ዝሃብተመ ስለዝኸውን፡ ንዕብየትን ምዕባሌን ኣካልናን ኣገዳሲ ኮይኑ፡ ኣካላትና ሕማማት ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ውን የሐይል።ፍሩታን ኣሕምልትን ዝጠቓለለ ጠዓሞት፡ ብቪታሚንን ካልእ ማዕድናትን ዝሃብተመ ስለዝኸውን፡ ንዕብየትን ምዕባሌን ኣካልናን ኣገዳሲ ኮይኑ፡ ኣካላትና ሕማማት ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ውን …

Read More »

ጡብ ምርመራ

ጡብ ምርመራ ጡብ ምርመራ ምግባር ጡብ ምርመራ ዓመታዊ አዶ ዝኾና ልዕሊኡን ዓመትን 40 ካሊእ ወይድማ ሕብጠት ጡበን ኣብ ጡብ ምርመራ እዩ። ኣገዳሲ ብፍላይ እዩ። ምርመራ ዝጠቅም ንምርኣይ እንተሊዩ ለውጢ ዝረአ ምርመራ ጠቓሚ ኣዝዩ ንምርግጋፅ እንተሊዩ ጡብ ካንሰር ሕማም እዩ።

Read More »

ማእከላት ጥዕና ኣፕሳላን ኡሬቦን ሕጽረት መሳለጥያ ክንክን ጥዕና ከም ዘለወን ተገሊጹ።

ብርክት ዝበላ ማእከላት ጥዕና ሽወደን ሕጽረት መሳለጥያ ክንክን ጥዕና ከም ዘለወን ጸብጻብ ተሌቪዥን ሽወደን ኣመልኪቱ። ማእከላት ክንክን ኣፕሳላን ኡሬቦን ዝመኸኑ በጃኢድ፥ ቱቦታት መተንፈሲን ዝመሰሉ መሳለጥያታት ይሓጽሮ ምህላዉ እዩ ተጠቒሱ ዘሎ። “ዝኣዘዝናዮ ኣቕሑ ዛጊት ኣይመጸናን ኣሎ። እዞም ኣቕሑ ገሊኦም ሃለኽቲ ምዃኖም ዝፍለጡ እዮም” ይብል ዋና በዓልመዚ ማእከል ጥዕና ኡሬቦ ክላስ ሞርተን ኢንበርግ። ኣገልግሎት ምቕርሐ ኣፋውስ ን SVT ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣብቲ …

Read More »

ጥረታትን ኣእካልን ቅድሚ ምኽሻኖም ኣብ ማይ ክእለኹ ከምዘለዎም ሰብ መዚ ጥዕና ጸዊዖም።

ከም በዓል ፋጆሊ ዝኣመሰሉ ጥረታት ቅድሚ ምኽሻኖም ብግቡእ ኣብ ማይ ክእለኹ ከም ዘለዎም ናይ ሽወደን ሃገራዊ ወኪል መግቢ (National Food Agency) ንተጠቀምቲ ጻውዒቱ ኣቕሪቡ። ጠንቂ ውጻኣት፡ ተምላስን ዕግርግርን ዝኾነ ፍሉይ ዓይነት ነገር ኣብ ፋጆሊ ኣሎ። እዚ ድማ ድሕሪ’ቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ስኬሌፍትያ (Skellefteå) ብሰንኪ ንምሳሕ ተባሂሉ ዝተቐረበ ፋጆሊ ዘጋጠመ ናይ 300 ሰባት ከብዶም ዝተቐርጽሉ ተርእዩ እዮ። ካብ ጥንቲ ዝጸንሐ ጥረታት …

Read More »

ዋሕዲ ኣቓልቦ ወይ ዘይንቡር ዋዒ ኣብ ህጻናት/ADHD

ADHD ኣሕጽሮተ ቃል ናይ ዋሕዲ ኣቓልቦ ወይ ዘይንቡር ዋዒ ማለት እዩ። ኣብ ምሉእ እዚ ጽሑፍ እዚ ኣሕጽሮተ ቓል ADHD ክንጥቀም ኢና። ስለዚ ዝኾነ ሰብ ADHD ዘለዎ ናይ እቓልቦ ጸገም፡ ዘይንቡር ዋዒ; ምርባሽ ወይ ልዑል ኣካላዊ ምንቅስቓስ ቀጻሊ ዕረፍቲ ዘይምህላው፡ ህዉኽ ግብረ መልሲ ምሃብ የርኢ። መብዛሕትኡ ግዜ ADHD ኣብ ዕድመ ቁልዕነት እዩ ዘጋጥም። ኣከባቢን ተወርሶ ካብ ስድራቤት ልዑል ADHD ናይ ምምዕባል …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com