Friday , May 10 2024

ጥዕና

ኣብያተ መግቢ ሽወደን በርገር ኪንግ ንዓማዊሉ ዝሓደረ ዓይነታት መግቢ የቕርብ ምህላዉ ተገሊጹ።

ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ኣብ ዝገበረቶ መርመራ እቲ ክጐሓፍ ዝግብኦ መግቢ ኣብዘን ህቡባት ኣብያተ መግቢ ይሽየጥ ኣሎ። ብዘይካዚ ኣብዘን ኣብያተ መግቢ ኣናጹ ከም እተራእያ ገለ ተገልገልቲ ገሊጾም ኣለዉ። እንተኾነ እታ ጋዜጣ ስም ናይተን ኣብያተ መግቢ ካብ ምርቋሕ ተቘጢባ’ላ። ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ምስ ገለ ካብዞም ሰራሕተኛታት ኣን ዝገበረቶ ዕላል ዝሓደረን ክጐሓፍ ዝግብኦ መግብን ስለምንታይ ንዓማዊል ክቐርብ ይግበር ኣሎ ኢላ ሓቲታ’ላ። ኣካያዲ እቲ ትካላት ብወገኑ …

Read More »

ንምንታይ ከምዝኾነ ትፈልጡ’ዶ?

ፍሩታን ኣሕምልትን ዝጠቓለለ ጠዓሞት፡ ብቪታሚንን ካልእ ማዕድናትን ዝሃብተመ ስለዝኸውን፡ ንዕብየትን ምዕባሌን ኣካልናን ኣገዳሲ ኮይኑ፡ ኣካላትና ሕማማት ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ውን የሐይል።መብዛሕትኡ ፍሩታታን ኣሕምልትን ትሑት ካሎሪን ስብሕን ኣለዎም። እዚ ኸኣ፡ ንጥዕናና ተመራጺ ይገብሮም።ዝተፈላለዩ ሕብርታት ዘለዎም ፍሩታታት ዝተፈላለዩ ቪታሚናትን ማዕድናትን ዘለዎም ስለዝኾኑ፡ ወትሩ ኣብ ገዛ ፍሩታት ምቕራብ ኣይትሕመቑ። ምእንጋድ እንታይ እዩ? ዓቢ:- ምሉእ ፍሩታ ክንዲ ኩዕሶ ቴንስ ፍርቒ ብኬሪ ፍሩታ ወይ ውን …

Read More »

ሕክምና ስኒ

ኣብ ሽወደን፡ ህዝባውን ብሕታውን ሕክምና ስኒ ኣሎ። እቲ ህዝባዊ ሕክምና ስኒ፡ ብምምሕዳር ኣውራጃ(ett landsting eller en region) ይካየድ። ‘ህዝባዊ ሕክምና ስኒ፡ ማለት ፎልክታንድቮርደን‘ (Folktandvården) ተባሂሉ ድማ ይጽዋዕ። ኣብ ሽወደን፡ ብዙሓት ብሕታውያን ሓካይም ስኒ ኣለዉ። ንሕክምና ስኒ፡ ክንደይ ክትከፍል ከም ዘለካ ዝሕብሩ መምርሒታት ይፈላለዩ’ዮም። ከከም ኣትቕመጦ ቦታን፡ ከከም ዝመረጽካዮ ሓኪም ስንን ይፈላለ ማለት’ዩ። ኣብ ሽወደን፡ ሓደ ሰብብውሑዱ21 ዓመት ክሳብ ዝመልእ ብናጻ …

Read More »

ሽወደናዊ ኩባንያ ናይ ፓኒኖ ፍርያቱ ካብ ዕዳጋታት ይስሕብ።

ብስጋ ደርሆ ዝስራሕ “ማክስ ደሊፍሬሽ ቺክን በርገር” ዝበሃል ዓይነት ፓኒኖ ዘፍሪ ክሮንፋገል ችኪን (Kronfågel Chicken) ዝተባህለ ትካል ፍርያቱ ካብ ዕዳጋ ከም ዝሰሓበ ኣፍሊጡ፡ ምኽንያቱ መጠቕለሊ ናይቲ ፍርያት ኣለርጂ ዘስዕብ ባእታ ዘለዎ ኮይኑ ስለዝተረኽበ። እዚ ካብ ዕዳጋ ተሳሒቡ ዘሎ ፍርያት ናይ 27/8/2019 ክሳብ 26/8/2020 ዕድመ ዘለዎ ፍርያት ጥራይ ምዃኑ እቲ ትካል ምስ ጋዜጣታት ኣብ ዝገበሮ ርክብ ገሊጹ። እቲ ፍርያት ካብ ዕዳጋ …

Read More »

ሂሞግሎቢን ንምውሳኽ ዝሕግዙና መግብታት

ኣይረን፡ ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ኣገደስቲ መኣዛታት ናይ ነብስና እዩ። እዚ ማለት፡ ሂወትና ብዘይ ኣይረን ክትነብር ኣዝዩ ኣጸጋሚ ይኸውን። ኣይረን፡ ነቲ ቀንዲ ትሕዝቶ ናይ ደም ዝኾነ ሂሞግሎቢን ይፈጥር። ሂሞግሎቢን፡ ኣብ ቀያሕቲ ዋህዮታት ደም ዝርከብ ባእታ እዩ። እዚ ባእታ’ዚ ንደምና ቀይሕ ሕብሪ ከም ዝህልዎ ይገብር። ከምኡ’ውን ማይን ኦክስጅንን ኣብ ኩሉ ኣካላትና ንኽዘውር ይሕግዝ። ስለዚ እምበኣር፡ ዋሕዲ ሂሞግሎቢን ምስ ዝህልወና እቶም ኣብ ደም …

Read More »

ሓደ ብሪጣንይዊ ዝረከቦም ክልተ ኣመሪካውያን ተዓወቲ ኖበል መዲሲን 2019 ኮይኖም።

ሎሚ ኣሰማት ተዓውቲ ሽልማት ኖበል 2019 ኣብ ዝተረቑሑሉ፣ ብዝገብርዎ ኣበርክቶ ኣብ ዓውዲ መዲሲን ኣመሪካውያን ዊልያም ጀ ካሊን፣ ክረግ ኤል ሲማንዛ ን ከምእውን ብሪጣንያዊ ፐተር ሩት ክሊፍ ተዓወቲ ኮይኖም ኣለዉ። እዞም ተመራመርቲ ነዚ ሽልማት ዝበቐዑ ኣብ ዓውዲ ኦክስጂን ብዝገብርዎ ዕዉት ምርምር እዩ። እዞም ዕውታት ኣስታት 9 ሚልዮን ክሮነር እዮም ምስ ኣዚ ክብሪ ኖብል ሽልማት ተሸልምቲ ኮይኖም ዘለው።

Read More »

ረስኒ ኣፍንጫ

ረስኒ ወይ መድመይቲ ኣፍንጫ መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ ህጻናት ዝረአ እኳ እንተዀነ፡ ኣብ ዓበይቲ’ውን ሓሓሊፉ ይረአ ኢዩ። ረስኒ ወይ መድመይቲ ኣፍንጫ ብዙሓት ጠንቅታት ከም ዘለዎ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ብመጕዳእቲን ብዘይ ዝዀነ ምኽንያትን ክኸውን ይኽእል። ቀንዲ ጠንቂ ረስኒ ኣፍንጫ ግን እቲ ብዘይምኽንያት ዝፈስስ ደም ኢዩ። ናይዚ ቀንዲ ምኽንያት ድማ እቲ ተነቃፊ ውሽጣዊ ሽፋን ኣፍንጫ ብሰንኪ ቍሪ ወይ ቍጠዐ ይደርቕ ወይ ይነቅዕ እሞ መድመይቲ …

Read More »

ወይቦ ኣብ ህጻናት

ኣብ ግዜ ጥንሲ ዕሸላት ኣብ ኣካላቶም ብብዝሒ ቀያሕቲ ዋህዮታት ደም ይርከቦም። እቶም ዝበዝሑ ክፋል ናይዞም ቀያሕቲ ዋህዮታት ደም እቲ ህጻን ውልድ ምስ በለ ኣድላይነት ኣይህልዎምን። ስለዚ ድማ እቶም ቀያሕቲ ዋህዮታት ደም ተሰባቢሮም ካብ ጥቕሚ ውጻኢ ክኾኑ ኣለዎም። እዞም ቀያሕቲ ዋህዮታት ደም ምስ ተሰባበሩ ቢሊሩቢን (bilirubine) ዝበሃል ንጥረ ነገር ይፍጠር። ጸላም ከብዲ ድማ ነዚ ቢሊሩቢን ዝበሃል ንጥረ ንገር ካብ ኣካላት ናይቲ …

Read More »

ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሽወደን ምሽዳድ እናበዝሐ ምምጽኡ ተገሊጹ።

ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሽወደን ምሽዳድ ተመሃሮ ምብዝሑን በዚ ስነኣእምሮኦም ዝሳቐዩ ድማ ቊጽሮም እናበዝሐ ከም ዝመጸ ካብ በዓልመዚ ስታቲስቲክስ ሽወደን ዝተረኽቡ ኣሃዛት ኣመልኪቶም። ብመሰረት እዞም ሓደስቲ ኣሃዛት ዕድሚኦም ካብ 11-15 ኣብ ዘለዉ ተመሃሮ ክልቲኡ ጾታታት እዩ እዚ ብብዝሒ ዝረአ ዘሎ። ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2013/4 12.6 ሚእታዊት ካብ ተመሃሮ ቀዳማይ ደረጃ ግዳያት ምሽዳድ ምዃኖም ገሊጾም ምንባሮም ዝዝከር ኮይኑ ኣብ ናይ ዓሚ ጸብጻብ …

Read More »

ሽወደን ንወቕቲ “ጉንፋዕ” ድልውቲ ምህላዋ ተገሊጹ።

ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ማእከላት ጥዕና ንወቕቲ ጉንፋዕ ዝኸውን እኹል ምድላዋት ምግባረንን ኲለን ኣውራጃታት ነዚ ዝኸውን እኹል ክትባት ከም ዘዋህለላን ተገሊጹ’ሎ። ዓሚ ሕጽረት ክትባት ተራእዩ ምንባሩ ሎሚ ግና እኹል ቀረብ ተዳልዩ ምህላዉ በዓልቲመዚ ኤጀንሲ ጥዕና ሽወደን ማያ ፕሪቲን ንሬድዮ ሽወደን ሓቢራ’ላ።

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com