Friday , May 10 2024

መጠን ዘትክኻ ኣዴታት የንቈልቁል ኣሎ ተባሂሉ።

መጠን ናይ ዘትክኻ መንእሰያት ኣዴታት የንቈልቊል ምህላዉ ኣብ ቀረባ እዋን ዝወጸ ስታቲስቲክስ ሃገራዊ ቈንስል ድሕነት ሽወደን ሓቢሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ 2017 ዝወጸ ስታቲስቲክስ ኣብ ፈለምቲ ሰለስተ ሳምንቲ ቈልዓ ዘትክኻ ኣዴታት ሰለስተ ሚእታዊት ኣብ ሸሞንተ ኣዋርሕ ድማ ኣርባዕተ ሚእታዊት እዩ።

እዚ ማለት ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተ ሓሙሽተ ዓመታት ቊጽሪ ዘትክኻ ኣዴታት ብፍርቂ ጐዲሉ ኣሎ። ብመሰረት ስታቲስቲክስ ኣብዚ ጒዳይ ኣውራጃዊ ፍልልያት ኣለዎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com