Friday , May 10 2024
Martina Holmberg / TT

ንቖልዑን መንእሰያትን ምክንኻን

  • እኹል ሰዓታት ዘይድቕሱ ህጻናት፡ ኣብ ተሳትፎኦም ኣብ ትምህርትን ምስ መዛንኦም ኣብ ምውህሃድን ክዝሕትሉ ዝገብር ኮይኑ፡ ባህርያቶም ውን መትሓዚ ዘይብሉ ክኸውን ይኽእል።
  • ፍሩታን ኣሕምልትን ዝጠቓለለ ጠዓሞት፡ ብቪታሚንን ካልእ ማዕድናትን ዝሃብተመ ስለዝኸውን፡ ንዕብየትን ምዕባሌን ኣካልናን ኣገዳሲ ኮይኑ፡ ኣካላትና ሕማማት ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ውን የሐይል።ፍሩታን ኣሕምልትን ዝጠቓለለ ጠዓሞት፡ ብቪታሚንን ካልእ ማዕድናትን ዝሃብተመ ስለዝኸውን፡ ንዕብየትን ምዕባሌን ኣካልናን ኣገዳሲ ኮይኑ፡ ኣካላትና ሕማማት ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ውን የሐይል።
  • ቲቪን ካልኦት ኤልክትሮኒካት ምድህሳስን፡ ምጽዋትን ካልኦት ሰባት ንምርካብን ይሕግዙ እዮም። ምድህሳስን ምጽዋትን፡ ኣብ ምምዕባል ኣእምሮ ህጻናት ወሳኒ ተራ ይጻወት።
  • ምንቕስቓስ ንምምዕባል ኣእምሮ ደቕኹም ሓጋዚ እዩ። ነፍሲ-ወከፍ ኣባል ስድራቤት ኣካላዊ ምንቕስቓስ የድልዮ እዩ። እዚ ኸኣ፡ ምሉእ ጥዕና ዝሓለወ ልቢ፡ ዓጽሚ፡ ኣእምሮን ጅማውንትን ክህልወና ይገብር።
  • ሶዳ፡ ንኣካላትና ዝጠቕም ትሕዝቶ ዘይብሉ ሽኮር ዝበዝሖ ውን እዩ። መብዛሕትኦም ሶዳ፡ ካፈይን ኣለዎም። ካፈይን ከኣ ንህጻናት ኣየድልዮምን እዩ።

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com