Tuesday , May 14 2024

ጥዕና

ፈጸጋን መበገሲኡን !!

ፈጸጋ፡ ሕማም ቈርበት ኮይኑ፡ ነጠብጣብ ዝገድፍ ወይ ጽልም ዝበለ ነቝጣ ወይ ቅይሕ ዝበለ ሕበጥ ወይ ከኣ ፈሳሲ ዘለዎ እዩ። እዚ ኣብ ኩሉ ዕድመ ንዘለዉ ሰባት ከጥቅዕ ዝኽእል’ኳ እንተዀነ፡ ኮተቴታት ግና ዝያዳ በዚ ሕማም ይሳቐዩ። ኣብ ምጅማር ጉብዝና ወይ ግርዝውና እቲ ናይ ቈርበትና ጽክታት ንጥፈታቱ ይውስኽ እዩ። እቲ ነፍሲ-ወከፍ ጽኪ ዘውጽኦ ቅብኣት ከኣ፡ ኣብቲ ነኣሽቱ ቀዳዳት ወይ መናፊት ናይቲ ኣብ ቈርበትና …

Read More »

ርእሰ ታኣማምነት ኣብ ቆልዑ

ቆልዑ ርእሰ ታኣማምነት ከጥርዩ ብጣዕሚ አገዳሲ እዩ፣ እንተ ኮነ # በየናይ ኣገባብ ከተማዕብሎ ትኪእል ናይ ውላድካ ርእሰ ምትእምማን? # ብከመይ ኣወንታዊ ዝኮነ ስእሊ ናይ ደቂካ ትፈጥር? # ኣየኖይ ግብረ መልሲ ናይ ወለዲ ንምዕባለ ናይ ቆልዓ ርእሰ ምትእምማን ኪጸልውዎ ይኪእሉ? ርእሰ ታኣማምነት ማለት ታኣማምነት ኣብ ገዛእ ርእስካ ኮይኑ፣ ብከመይ ንነብስካ ኮንካ ምካድን ብከመይ ንነብሲካ ምምሳሊን የጠቃልል።እዚ ማለት ታኣማምነት ሓደ ነገር ንኪትገብርን …

Read More »

ኣብ ገዛ ዝነብሩ ደቀቕቲ ሓሳኹ

ብሓጺሩ/ሕጽር ዝበለመብዛሕትኦም ኣብ ገዛ ዝነብሩ ደቀቕቲ ሓሳኹ ካብ ዓሌት ኣራክኒዳ ኮይኖም ኣብ ዶሮና/ቦኾኽታ ዝበዝሖ ቦታ ይነብሩ። እዞም ሓሳኹ እዚኦም ካብ ቆርበት ናይ ሰብን እንስሳን መግቦም ይምእርሩ። ኣብ ገዛ ዝነብሩ ደቀቕቲ ሓሳኹ ኣብ ኩሉ ገዛውቲ ይርከቡ፡ ወላ ኣብቲ ኣዝዩ ጽሩይ ዝኾነ ገዛ። ኣብ ከም በዓል ፍርናሽ፡ መተርኣስ፡ ምንጻፍ፡ መጋረጃን ላህላህታ/ ዝዓስዓሰ መንድቕ ይቕመጡ• ኣብ ራህዲ/ራሕሲ ዘልዎም ቦታታት ንኣብነት መሕጸቢ ሰብነት ውን ይቕመጡ …

Read More »

ቊጽሪ ንሕማም ኣእምሮ ዝቃልዑ ሽወደናውያን ይውስኽ!!

ንወጻኢ ዝጐዓዙ ሽወደናውያን ብሕማም ኣእምሮን ስነልቦናን ይጥቅዑ ምህላዎም ሚኒስተር ንኤምባሲታት ሽወደን ብምጥቃስ ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ሓቢሩ። እቲ ሚኒስትሪ ብኣዝማድን መቕርብን እዞም ግዳያት ሕቶታት ከም ዝቐርበሉ ገሊጹ’ሎ። ንወጻኢ ዝጐዓዝ ሽወደናዊ ናይ መዓልታዊ ልማዱ ብምዝላቕ ሒደት ሰዓታት ክድቅስ ወይ ኣልኮላዊ መስተ ብዘይዓቐን ክወስድ ዘለዎ ተኽእሎ ልዑል ምዃኑ በዓልመዚ ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ምስ ሬድዮ ሽውደን ኣብ ዝገበሮ ዕላል ገሊጹ’ሎ።

Read More »

ጽቡቕ ልምዲ ኣመጋግባ

እቲ እትበልዖን እትሰትዮን፡ ኣብ ጥዕናኻ ኣዝዩ ዓቢ ኣገዳስነት ኣሎዎ። ጽቡቕ ኣመጋግባን ኣካላዊ ምንቅስቓስን፡ ካብ ብዙሕ ጥዕናዊ ጸገማት ንኣብነት፡ ሕማማት ልብን ሻምብቆታት ደምን (hjärt- och kärlsjukdomar): ሕማም ሽኮር (diabetes): ሕማም መንሽሮን (cancer) ሕማማት ስነ-ኣእምሮን ዝኣመሰሉን ክከላኸሉልካ ይኽእሉ። ኣካላት ወድሰብ ዝተፈላለዩ ንጥረ ነገራት ይደሊ። ኲላቶም እቶም ዘድልዩ ንጥረ ነገራት ንምርካብ፡ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መግብታት ክትምገብ ኣገዳሲ’ዩ። ኣብ ውሱናት ግዜታት፡ ቊርሲ: ምሳሕን ድራርን እንተ …

Read More »

ኣብ ሆስፒታል ሕማም ንፍዮ ተረኺቡ ተባሂሉ!!

ኣብ ስቶክሆልም ካሮሊንክሳ ሆስፒታል ብርክት ዝበሉ ሰባት ብንፍዮ ተታሒዞም ከይኮኑ ፍርሂ ምህላዉ ተገሊጹ። ላዕለዋይ በዓልመዚ ኣቲ ሆስፒታክ ቦ ኣለበርትሰን እቲ ሕማም ከየስፋሕፍሕ ኩሉ ዝከኣሎም ይገብሩ ምህላዎም ገሊጹ’ሎ፡ ቫይረስ ንፍዮ ሕማም እዝኒ፡ ሳይነስን ካልእ ናይ ጥዕና ምትሕልላኽን ክፈጥር ይኽእል’ዩ ክብሉ ክኢላታት ጥዕና የመልክቱ።

Read More »

ቃንዛ ርእሲ እንታይ ማለት ኢዩ ?

ቃንዛ ርእሲ ማለት ብቅድሚት ፡ ብድሕሪት ፡ ብየማን ወይ ድማ ብጸጋም ናይ ርእስኻ ብኸፊል ይኹን ወይ ብምልኡ ዝስምዓካ ቃንዛ ኢዩ ። ቃንዛ ርእሲ ብውጥረት(ጭንቀት) ፡ ብድኻም (ስእነት ዕረፍቲ )፡ እኹል ዝኾነ ድቃስ ዘይምርካብን ውሽጥኻ ርጉእ ዘይኮነ መንፈስ ምስ ዝህልወካ ወይ ግጉይ ዝኮነ ኣመለኻኸት ምስ ዝህልወካን ወዘተ. . . ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ነገራት ተኸቲሉ ዝመጽእ ቃንዛ ኢዩ ። ብተወሳኺ ውን ብብዝሒ ናይ …

Read More »

ቆርበት

ኣካላት ወዲ ሰብ በብዘካይድዎ ንጥፈታት፡ ምስ ምሉእ ጥዕናና ብሂወት ክንነብር ይሕግዙ። እዞም ብዝያዳ ዝጥቀሱ ክፋል ኣካላት፡ ማለት ልቢ፡ ኩሊት፡ ሓንጎልን ካልኦትን ልዕሊ ማንም ኣገደስቲ እዮም ክንብል ኣይንኽእልን ኢና። ወዲ ሰብ፡ ብዘይካ’ዚኦም፡ ብዝተፈላለዩን ኣገደስትን ኣካላት ዝቖመ ስለ ዝዀነ። ኩላቶም ድማ፡ በብዕዮኦም ኣካል ሰብ የቑሙ። ኣካላት ወዲ ሰብ በብዘካይድዎ ንጥፈታት፡ ምስ ምሉእ ጥዕናና ብሂወት ክንነብር ይሕግዙ። እዞም ብዝያዳ ዝጥቀሱ ክፋል ኣካላት፡ ማለት …

Read More »

ብሰንኪ መድሃኒት ዝበዝሑ ካብ ዝሞቱለን ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት ሽወደን ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተሰሪዓ!!

እዚ ደረጃ ብመንጽር ብዝሒ ሕዝቢ ዝተሰርሐ ምዃኑን ኤስቶንያ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከም እተሰርዐትን ተፈሊጡ። ብመሰረት ኣሃዛት ኤጀንሲ መድሃኒት ሽወደን ኣብ 2017 ጥራይ 626 ሞት ብሰንኪ መድሃኒት ምግጣሙ ክግለጽ እንከሎ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ግና ነቲ ኣሃዝ ናብ 959 ክብ ኣቢልዎ’ሎ። ምስ መድሃኒት እተኣሳሳረ መጠን ሞት ሽወደናውያን ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ብዕጽፊ ወሲኹ’ሎ። መርማሪት እቲ በዓልመዚ ሚሚ ኤሪክሰን “እዚ ዘሰንብድ ቊጽሪ እዩ፥ …

Read More »

ኣብ እዋን ጥንሲ ነብስኻ ምክንኻን1

መግቢ ምብላዕ ንኣመጋግባኺ ጠመተ ሃቢ። ጥዑይ ኣመጋግባ ተመገቢ: ብዙሕ ፍራፍረ፣ ኣሕምልቲን ጥራምረን (ድንሽን ሕምባሻን) ናይ ጸባ ውጽኢታት (ጸባ፣ ፎርማጆ);ኣብ ቁሩብ ግዜ ብዙሕ ኣብ ክንዲ ምብላዕ ብዙሕ ግዚ ኣብ መዓልቲ በብንእሽተይ ብልዒ (ብቐሊሉ ይሓቀልኪ); ገለ መግቢታት፣ ሓመድ፣ ከምኡድማ ግዛይምዕዛይ፣ ነቲ ዕሸል (ናይ ቶክሶፕላስሞሲስን ሊስተርያን ረኽሲ ስግኣተ-ሓደጋ) ሓደገኛታት ዝኾኑ ጀርምታት ክህልዉዎም ይኽእሉ እዮም: ጥረ እንቋቑሖ ኣይትብልዒ;ጥረ ወይከኣ ዝተለብለበ ዓሳ ኣይትብልዒ;ጥረ ወይከኣ ሞንንጓመንጎ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com