ስራሕን ቁጠባን
ትማሊ ሰንበት፡ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣርላንዳ ናብ ግሪኽ ተወጢኖም ዝነበሩ ሰለስተ በረራታት ኩባንያ SAS ኣብ መወዳእታ እዋን...
ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና፡ ናይ መጥባሕቲ ቆጸራታት ምስግጋሮም ወይ ድማ ምስራዞም ንመሰላት ረብሓታት ሕማም (sjukpenning) ከምዘይስርዞም፡ መንግስቲ ሽወደን...
ኣብ ታሪኽ ኩባንያ ቮልቮ ንፈለማ ግዜ ኣብ ሓደ እዋን ክሳብ 2.2 ሚልዮን ዝብዝሐን ካብ 2006 ክሳብ 2019...
እቲ ንቆልዑ ዘለወን ስድራቤታት ተባሂሉ ዝወሃብ ዝነበረ ናይ መንብሮ ሓገዝ ብ 25% ንኽውስኽ ዝተመሓላለፈ ውሳኔ ካብ ሎሚ...
ዓርሞሾሽ ኤውሮፓዊ ኩባንያ መሰንዒ ነፈርቲ፡ ኤየርባስ፡ 15 ሽሕ ሰራሕተኛታት ከፋኑ መደብ ከምዘለዎ ሓቢሩ። እተን ካብቲ ኩባንያ ዝተረፋ...
ስካንድናቭያዊ ኩባንያ ሳስ (SAS) ናይ መድሕን ውጥኑ ንምትግባር: ርእሰ ማሉ ብ12 ቢልዮን ክሮነር ክብ ከብሎ መዲቡ። እዚ...