Friday , May 3 2024
(AP Photo/Richard Drew, File)

ሃገረ ናይጀርያ ምስ ትዊተር ዝርርብ ጀሚራ

ሃገረ ናይጀርያ፡ ካብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ጀሚራ፡ ንትዊተር ኣደስኪላ ድሕሪ ምጽናሕ ሕጂ ናብ ልዝብ ከም ዝኣተወት ተገሊጹ።

ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፡ ጆፍሪ ኦንያማ፡ ንውጽኢት እዚ ልዝብ ተኸቲሉ ኣብ ውሳነ ክበጽሕ እዩ ኢሉ’ሎ።

ውሳነ ናይጀርያ፡ ኣንጻር መሰል ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት እዩ፡ ብምባል ዲፕሎማሰኛታት ምዕራባውያን ሃገራት፡ ተቓውሞኦም ገሊጾም ኣለዉ። ኣቐድም ኣቢሉ ትዊተር፡  ነቲ ፕረዚደንት እታ ሃገር ዘውጽኦ ጽሑፍ፡ ካብ ገጻቱ ክእለ ድሕሪ ምግባሩ፡ ከም ግብረ መልሲ ድማ፡ መንግስቲ ናይጀርያ፡ ንትዊተር ኣብታ ሃገር ክድስክል ምግባሩ ዝዝከር እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com