11 ሕሙማት ብኮቪድ-19 ተጠቒዖም ኣብ ሆስፒታል ስከለፍትዮ ሕክምና ይግበረሎም ኣሎ። በዚ ድማ እቲ ሆስፒታል ኣብ በጻሕቲ ኣዝማድ እገዳ ምግባር ከምኡ’ውን ስርሒታታ ምስርዝ ዝኣመሰሉ ስጒምቲታት ትትግብር ኣላ። ካልኦት ሓያሎ ሆስፒታላት እውን ንሕሙማት Covid-19 ይሕክማ ከምዘለዋ ሓቢረን ኣለዋ።