Friday , May 3 2024

ሊቨርፑል ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት ድሕሪ 68 ጸወታ ኣብ ሜዳኣ ስዕረት ትቀስም

ሎሚ ምሸት ንዝነብራ ተረፍ ጸወታ ንምስላሳል ኣብ ሜዳ ኣንፊልድ ንበርንለይ ዓዲማ ኣብ ዝገብረቶ ጸወታ 1 ብ 0 ስዕረት ብምቅሳማ ን ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ 68 ጸወታ ኣቂባቶ ዝተጋዕዘት ዘይተሳዕረት ኣብ መበል 16 ተርታ ተሰሪዓ ትርከብ ክለብ በርንለይ ኣብቒዑ። ምስ መራሒት እዚ ሊግ ዘላ ማንቸስተር ዩናይድ ንዝነብራ ፍልልይ ናብ 6 ክብ ይብል። እዛ ብመስበርቲ ወሰንቲ ተጻወታ ትሳቀ ዘላ ክለብ ሎሚ ን ሓለቓ ጋንትኣ ሀንደርሰን ብምስኣና ተወሳኺ ግዳይ መጣፍእ ነጥቢ ኮይና እያ። ቅድሚ ገለ ሳምንታት ን ማንቸስተር ዩናይት ብ 10 ነጥቢ በልጻ ኣብ ቅድሚት ዝነበረት ሊቨርቡል ግዳይ ትካዘ  ማለት መጀመርያ ኣርሰናል ሕጂ ድማ ቸልሲ ኣረኻኺብለን ዘሎ ሕማም ንሊቨርፑል እውን ከይደግሳ የርገን ግሎቭ ብ ኣግኡ ክዓቶ ተዘይኺኢሉ፣ በሊሕ መላጸ ዝንበረ መሰመር ምጥቃዕ ናብ ምጉታሙ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com