መሲ ካብ ባርሶሎና ክፈላለ ደልዩ ኣብ ዝተበባለሉ ኣተኩሮ ቡዙሓት ጋንታታት ብምስሓብ፣ ብዙሓት ጋንታ ኣብ ተጠንቀቅ ይርከባ እሞ ምስ መን ጋንታ ይፈርም ይኸውን ወይስ ኣብታ ዘዕበየቶ ጋንታ እዩ ክቕጽል። ብዙሓት ጋዜጠኛታት ኣሓንቀውታ ንዜና ዝኸውን ሃሰስ ኣብ ዝብሉሉ ዘለዉ እዋን ሰኣልቲ ነዛ ትስዕብ ስእሊ ዘርጊሑም።