Tuesday , March 19 2024
Foto: Jessica Gow / TT kod 10070

መንግስቲ ዘውጽኦ ውጥን ስደተኛታት ምንም ሓድሽ ነገር የብሉን ብዝብል ብርቱዕ ይንቀፍ ኣሎ።

ሓደሽቲ ስደተኛታት ኣብ ዝቐልጠፈ ስራሕ ንክረኽቡ መንግስቲ ዘውጽኦ ፕሮግራም ምስ ውጥን ምጥያስ ብትሕዝቶ ሓደ እዩ፡ ምንም ሓድሽ ነገር የብሉን ብዝብል ብብርቱዕ ይንቀፍ ኣሎ። ተሳተፍቲ ናይቲ ጽዑቕን ን ዓመት ዝካየድን ፕሮግራም ብዝቐልጠፈ ቋንቋ ሽወደን ዝመልኩሉ ኮርሳት ከምኡ’ውን ናይ ምሉእ እዋን ናይ ተልመዴን ሞያ ከም ዝወስዱ እዩ ዝግበር። እንተኾነ ግና ነቐፍቲ ነዚ ተባሂሉ ዝውሰድ ናይ ስልጠና ኮርስታት ምስቲ ን መጣየሲ ተባሂሉ ንክልተ ዓመት ዝወሃብ ፕሮግራም ምንም ፍልልይ የብሉን፡ ሓደ ዓይነት እዩ ምባሎም ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com