Sunday , May 5 2024

መደብ ዝርርብ’’ 50 ደቓይቕ ’’ 27032020

ተኸታተልቲ መደብና እዚ መደብ ዝርርብ ’’ 50 ደቓይቕ ’’ ዝተባህለ ዝተፈላለዩ ሞያን ትምህርትን፣ ናይ ሂወት ተመክሮን ዘሎዎም ሰባት ተዓዲሞም ልምዶም ተሞኩርኦምን ፍልጠቶምን ዘካፍሉሉ መድረኽ ዝርርብ እዩ። ኣብ መደብ ዝርርብ” 50 ደቒቕ ” ንኣታዊ ግብርን ኣከፋፍላን ? መዓስን ብኸመይን ግብሪ ንኸፍል? መሰላትናን ግቡኣትናን ኣብ መስርሕ ምኽፋል ግብርን ብዝምልከት ምስ ክኢላ ስነ ሕሳብ፡ ሓዉና ኣቡበከር ዓብደልዓሊም ዘካየድናዮ ዝርርብ ክኸዉን እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com