Monday , May 13 2024

መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ከይወሰኸ ቀንዩ

ኣብ ሽወደን ዘሎ ቁጽሪ ደለይቲ ስራሕ፡ ብዙሕ ለውጢ ከይገበረ፡ ኣብ ዘለዎ ደዉ ኢሉ ምህላዉ፡ ሎሚ ንግሆ፡ ዝተፈነወ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

ዋላ’ኳ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 12 ሽሕ ዝኣኽሉ ሓደሽቲ ደለይቲ ስራሕ ኣብ መላእ ሃገር እንተተመዝገቡ፡ እቲ  ብሃገር ደረጃ ተመዝጊቡ ዘሎ  ቁጽሪ ደለይቲ ስራሕ ማለት  456 ሽሕ ከምዘይቀየሮ ካብ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ዝወጸ ሰሙናዊ ጸብጻብ ኣረጋጊጹ ኣሎ። 

ብዘይካ እዚ፡ ቁጽሪ መንሰያት ደለይቲ ስራሕ እዉን ብሓደ ሚእታዊት ከምዝቐነሰ ክፍለጥ እንከሎ፣ ብብግዚኡ ቐንዱ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ኣብ ዝተፈላለዩ ዓዉድታት ዝወርድ ዘሎ ዝሕታለ ስራሕ ዘበገሶ፡ሰሙናዊ፡ ብስራሕ ኣልቦነት ዝምዝገቡ ሰባት ከምዘሎዉ  እቲ ጸብጻብ ኣመልኪቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com