Saturday , May 4 2024

መጠን ዝቕባበ ናብ 3.3% ይዓቢ

Credit: Isabell Höjman/TT

ዝቕባበ ሽወደን ተተሓሒዝዎ ዝነበረ ምንቊልቋል ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ ደው ምባሉ፥ እዚ ድማ ብክኢላታት ስነቚጠባ ትጽቢት ክግበረሉ ዝጸንሐ ለውጢ ምዃኑ ተሓቢሩ። እቲ መጠን ዝቕባበ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2.3% ጸኒሑ ኣብ 3.3% ደው ምባሉ ዝፍለጥ እዩ። ገለ ካብቶም በዚ ዝቕባበ ምኽንያት ዋጋኦም ብፍጥነት ዝውስኽ ዝነበረ ሃለኽቲ ቡን፡ ሻሂን ዘይቲ ምግቢን እዮም። ዓገለ ኣብ ጎነጽ ዝተዋፈሩ ኣኽረርቲ ባእታታት ኣብ AI ተገዳስነት የርእዩ ምህላዎም፡ እዚ ድማ ነቲ ኣብ ልዕሊ ሽወደን ዘሎ ስግኣት ግብረሽበራ ከጋድዶ ከም ዝኽእል ተሓቢሩ። እዚ ኲነታት ነቲ ዝጸንሐ ስግኣት መጥቃዕቲ ግብረሽበራ ኣብ ቦትኡ ክጸንሕ ወይ ክውስኽ ዝገብር እዩ ክብል ሓላፊ ናይቲ ብሰራሕተኛታት ኣገልግሎት ስለያ ሽወደን ዝቖመ ሃገራዊ ማእከል ምምዛን ስግኣት ግብረሽበራውያን ኣን-ዛ ሃግስትሮም ገሊጹ። “ኣብዚ እዋን’ዚ ቴክኖሎጂ ኤኣይ ከም ሓድሽ ስግኣት ራዕዲ ኣይንርእዮን ኢና፥ እንታይ ደኣ ነቲ ድሮ ዝጸንሐ ስግኣታት ከሐይል ይኽእል’ዩ ኢና ንብል ዘሎና” ይብል ሃንስትሮም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com