Saturday , May 4 2024

ምስ ምውሳኽ ደረጃ ስግኣት ግብረሽበራ ኣብ ህዝቢ ዝእከበሎም ቦታታት ቦርሳ ምሓዝ ክኽልከል እዩ

Credit: Björn Larsson Ask

ምስ ምውሳኽ ደረጃ ስግኣታት ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ፖሊስ ሽወደን ኣብ “ዓበይቲ ኣጋጣሚታት” ቦርስታት ከይተሓዙ ጊዶም ኣለዉ። እቲ እገዳ ንኹሉ ዓይነት ቦርሳታት ዝሽፍን ኮይኑ፡ ኣድላዪ ኣብ ዝኾነሉ ንሕክምናኢ ጒዳያት ጥራይ ክፍቀድ እዩ። ኣካያዲ ጸጥታ ክለብ ኩዕሶ እግሪ ማልሞ ኤፍ ኤፍ ፒተር ናርቤ፡ እቲ እገዳ ኣብ ብዙሕ ህዝቢ ዝእከበሉ ኣጋጣሚታት ስግእታት ጸጥታ ከቃልል ከምዝኽእል እኳ ዝቕበል እንተኾነ ብዛዕባ እቲ እገዳ ዘይፈልጡ ኣጋይሽ ዘይድሊ ምንግልታዕ ክፈጥረሎም ከም ዝኽእል ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com