Sunday , May 5 2024

ምስ ጽሩብ እምኒ ዝተኣሳሰር ሓደጋታት ጥዕና ሰራሕተኛታት ክምርመር ጻውዒት ቀሪቡ

Forty-nine percent said they had high confidence in health care, down from last year. (AP Photo/Elaine Thompson) WAET102

ን ምድርቤት ክሽነን ዓይኒ ምድሪን ኣዝዩ ዝምረጽ ጽሩብ እምነ በረድ፡ ኣብ ቦታታት ስራሕ ከስዕቦ ዝኽእል ስግኣታት ድሕነት ክምርመር “ማሕበራትን ክኢላታትን ጥዕና ሽወደን” ይጽውዑ’ለዉ። እዚ ጽሩብ ኣእማን፥ ኣብ ስራሕ ምንጻፍ ምድሪቤትን ካልእ ክፋላት ክሸነን ምስ ዝነጥፉ ኣውስትራልያውያን ዝተኣሳሰር ምዃኑ ተረጋጊጹ’ኳ እንተነበረ፡ ኣብ ሽወደን ምስዚ ስራሕ ዝተኣሳሰር ናይ ሲሊኮሲስ ተርእዮ ኣይተረኽበን። “ሰባት ምሕማሞም ዝበጻሕናዮ ጸብጻብ እኳ እንተዘይብልና፡ እዚ ጨሪሱ ስግኣት ኣይኮነን ኣብ ዝብል መደምደምታዊ ጌጋ ክንፍጽም ኣይንደልን ኢና። ከምዚ ዓይነት መደምደምታ ምብጻሕ መብዛሕትኡ ግዜ ናብ ከቢድ ጌጋ ከም ዝመርሕ ኣብ ታሪኽ ዘርአ ይመስለኒ” ክትብል ኣብ ኢንስቲትዩት ካሮሊንስካ ፕሮፌሰርን ነባር ዶክተር ሞያውን ከባብያውን ጥዕና ማርያ ኣልቢን ኣተሓሳሲባ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com