Saturday , May 4 2024
CRAIG //TT

ራሒም ስተርሊን ብሉጽ ተጻዋታይ ዝወርሒ ተባሂሉ ተመሪጹ።

ተጻዋታይ ክለብ ማንሲቲ ራሒም ስተርሊን ብሉጽ ተጻዋታይ እዚ ወርሒ ተባሂሉ ብ ኣካየድቲ ፕርመርሊግ ተመሪጹ።

ንሱ ነዙ ክብሪ ዝበጽሖ ጋንትኡ ምስ ሳውዝሃምብተንን ማንቸስተር ዩናይትድን ዌስት ሃምን ኣብ ዝነበራ ጸወታ ተዓዋቲት ንኽትከዉን ብዝገብሮ ጻዕሪ እዩ።

ንሱ ኣብ ኩለን ጸወታ ሰለስተ ሽቶታት ከምዝግብ ከሎ ስለስተ ድማ ንሸቶ ዝኾና ኹዓሳሱ ቀረብ ብምግባር ብድምር ድማ ሸሞተን ጎላት ኣብ ኩሉ ጽወታ ድማ ብሽሙ ብምምዝጋብ ኣብ ዓወታ ጋንትኡ ድርዒ ኮይንዋ ኣሎ።

 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com