Thursday , May 2 2024

ሰልፍታት ማእከል፡ ሊበራልን ክርስትያናዊ ዲሞክራሲን ትሕቲ 4% ድምጺ ኣለዎም

Credit: Anders Wiklund/TT

ማእኸል ሰልፊ 3.8% ድምጺ ህዝቢ ከም ዘለዎ፣ እዚ ድማ ካብቲ ሓደ ሰልፊ ናብ ባይቶ ሽወደን ንምእታው ዘድልዮ መጠን ዝወሓደ እዩ። ሓድሽ መራሒ ሰልፊ ሙሓረም ደሚሮክ ብዙሕ ዘይፍለጥን ተቐባልነት ዘይብሉን እዩ ክትብል ኣብ ትካል መርመራ ኢንዲካቶር ሓላፊ ምግምጋም ርእይቶታት ፐር ኦለስኮግ ትሪግ ቫሶን ን ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ገሊጹ። ካልኦት ሓያሎ ውድባት እውን ኣብ ዝተሓተ ነጥቢ ተቐባልነት ምህላወን ተፈሊጡ። ንኣብነት ሰልፍታት ሊበራልን ክርስትያናዊ ዲሞክራስን ትሕቲ 4% ክረኽቡ እንከለዉ፡ ሓምለዋይ ዝረኸቦ ነጥቢ ካብኡ ብዙሕ ዘይልዕል እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com