Friday , May 3 2024
The number of openly unemployed people fell last week, according to the Swedish Public Employment Service Foto: Johan Nilsson/TT

ሰሙናዊ ጸብጻብ መጠን ሽቅለት ኣልቦነት

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን: ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት: ብ 4400 ብምጉዳሉ: ጠቅላላ ብዝሒ: ናብ 421,650 ወሪዱ። በዚ መሰረት: መጠን ሽቅለት ኣልቦነት: 8.1% በጺሑ ምህላዉ: ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ኣርበትፎርመድሊን ሓቢሮም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን: 521 ሰባት: ካብ ስራሕ ናይ ምፍናዉ መጠንቀቅታ: ከምዝተዋህቦም እቲ ጸብጻብ ብምውሳኽ ገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com