Thursday , May 2 2024
Credit: YURIY DYACHYSHYN/AFP/TT

ሰብኣዊ ረድኤት ሽወደን ናብ ዩክሬይን ኣትዩ።

ለገስቲ ውድባት ሽወደን ናብ ዩክሬይን ገዚፍ ሰብኣዊ ሓገዛት ኣብ ምሃብ ይርከባ’ለዋ።

ሽወደን ዛጊት ብዝተፈላለዩ ትካላት ረድኤታ ኣቢላ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ኣማኢት ሚልዮናት ክሮና ንዩክሬይን ምሃባ ሬድዮ ሽወደን ኣመልኪታ።

ኣብ ምብራቕ ኣውሮጳ ናይ ምስራሕ ልምዲ ዘለዎን ኣብ ደቡብ ሽወደን (ጆንኮፒንግ) ዝመደብሩን ሳም-ያልፕ ዝተባህለ ሓደ ንእሽቶ ትካል ረድኤት ድሮ ናብ ምዕራብ ዩክሬይን ልቪቭ ምእታዉ ኣካያዲ እቲ ትካል ጆርገን ሩተር ሓቢሩ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com