Sunday , May 5 2024

ሰኣራ “Cearra” ስተሰምየ ማዕበል ንፋስ ሎሚ ሓይሉ ከምዝቕንስ ኣገልግሎት ሜትሮሎጊ ይሕበር።

ሰኣራ “Cearra” ዝተሰምየ ህቦብላ ንፍሳት ኣብ ዝሓልፈ ቀዳመ ሰንበት ን ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ከጥቅዕ ድሕሪ ምቅናዩ ሎሚ ሰኑይ ግን ኣብ ከባቢ ደቡባዊ ክፋልን ዞባ ጎትላንድን ካብቲ ዝነብሮ ፍጥነት ክቕንስ ምዃኑ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ይሕብር።

በዚ መስረት ካብ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ናይ መጥንቀቅታ ካብ ደረጃ ሓደ ናብ ደርጃ ክልተ ብምውራድ ሕጅውን ሰባት ዝያዳ ጥንቃቀ ክግበርሩ ብምምካር ብፍልያት ኣብ ዞባ ጎትላንድ ትንብሩ እዚ ደረጀ 2 ንነዊሕ ከምዝጸንሕ ይሕብር ኣሎ።

እዚ ሓያል ህቦብላ ንፋስ ኣብ ቡዙሓት ክፋላ ሃገራት ኤውሮፓ ጉድኣት ከምዝውረደ ኣስታት 16000 ስድራቤት ብዘይ ኤለክትሪክ ከምዘትረፈ ይሕበር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com