Monday , May 6 2024
Credit: Mariela Quintana Melin/Sveriges Radio, Mattias Ahlm/Sveriges Radio.

ስቶክሆልም፡ ጎነጽ ሕጂ’ውን ይቕጽል

ዝሓለፈ ሓሙስ ምሸት፡ ኣብ ስቶክሆልም ተወሳኺ ጎነጽ ከም እተራእየ ተፈሊጡ። ፖሊስ ኣብቲ መዓልቲ ዝተኸስተ ምፍንጃርን ተዂሲን ደ ንምባል ግብረመልሲ ምሃቦም ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ።. እዚ ምፍንጃር፡ ኣብ ደቡባዊ ስቶክሆልም ከባቢ “ኣርስታ” እዩ ተኸሲቱ። እንተኾነ ግና ኣብ ፋርስታ ኣብ ዝርከብ ህንጻ መንበሪ ተዂሲ ይስማዕ ምንባሩ፡ እታ ሬድዮ ወሲኻ ጸብጺባ’ላ።

እዚ ጎነጽ፡ ኣካል ናይቲ ኣብ ሳንድቫል ስቶክሆልም ዝርከብ ዕዳጋ ዕጸፋርስ ንምቊጽጻር ዝግበር ዘሎ ውድድር እዩ ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com