Saturday , May 4 2024

ስከለፍትዮ ኣብ ደረት ደሞዝ ፍቓድ ስራሕ ፍሉይ ረቛሒ ክተኣታቶ ተስፋ ከም ዘለዎ ይገልጽ።

Credit: Ulla Engberg/Radio Sweden

ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን፡ ንወነንቲ ፍቓድ ስራሕ ዝተቐመጠ ደረት ደሞዝ ክስኽ ኣለዎዶ ኣብ ዝብል ሕቶ መንግስታዊ መርመራ ክግበር እዩ ተባሂሉ።- እዚ መርመራ ገለ ኢንዱስትሪታት ወይ ቦታታት ስራሕ ዝኾነ ሕድገታት ክግበረለን ኣለዎ እንተኾይኑ ክርኢ እዩ። ምምሕዳር ከተማ ስክለፍትዮ ብወገኑ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝመጹ ሰባት ጽላት ድሕነት ንምምልማል ዘኽእሎም ፍሉይ ሕጊ ክተኣታቶ እዩ ዝብል ተስፋ ከም ዘለዎ ገሊጹ’ሎ። “ሓደ ሓደ ግዜ ሓደ ንሰባት ካብ ፍራን ኣሊስታት ናብ ስከልፍትዮ ካብ ምዝውዋር ካብ ፓኪስታን ናብ ሽወደን ከም ዝመጽእ ምግባር ይቐልል” ክብል ኣብ ምምሕዳር ከተማ ስክለፍትዮ ዋና ሓላፊ ሰብኣዊ ዓቕሚ ዮኣኪም ሉንዲን ስክፍታኡ ኣመልኪቱ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com