Sunday , May 5 2024
Paul Wennerholm/TT

ስደተኛታት ዩክሬይን ጽቡቕ ተስፋ ሽቕለት ኣለዎም ተባሂሉ። 

ብሰንኪ ኲናት ካብ ሃገሮም ተሰዲዶም ናብ ሽወደን ዝኣተዉ ዩክሬናውያን ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድሎም ርሒብ እዩ ዝብል ተስፋ ከም ዘለዎም ኣገልግሎት ህዝባዊ ሽቕለትን መንግስትን ገሊጾም ኣለዉ። ኣብ ታሪኽ ዝለዓለ እተባህለሉ ሓድሽ ናይ ስራሕ ዕድላት ይወዓዋዕ ምህላዉ ኣብ ግምት ብምእታው እዮም እዞም ኣካላት ተስፋታቶም ገሊጾም ዘለዉ። 

ዳይረክተር ጀነራል ኣገልግሎት ህዝባዊ ሽቕለት ማርያ ሚንዳመር ደለይቲ ስራሕ ብኸመይ ከም ዘመልክቱ ድሕሪ ምዝርዛር ሰባት ስራሕ ኣብ ምድላይ ክተግሁ ኣተባቢዓ’ላ። 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com