Friday , May 3 2024

“ሽወደንኛ ብላህጃ እንግሊዝኛ ዝዝረቡ ሰባት ዝያዳ ተቐባልነት ይረኽቡ”ሓደ መጽናዕቲ

Credit: Kaisa Vuonokari/SR, FREDRIK SANDBERG / TT

ላህጃ እንግሊዝኛ ዘለዎ ቋንቋ ሽወደን ዝዛረቡ ሰባት፡ ላህጃኦም ብዘየገድስ ክዓብዩ ብርቱዕ ድሌት ዘለዎም፡ ተፈተውትን ጽቡቕ ትምህርቲ ዘለዎምን ተጌሮም ከም ዝሕሰቡ ተፈሊጡ። ነዚ ሓቂ ዝገለጸ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኡፕሳላ ዝተገብረ መጽናዕቲ እዩ። ኣካየድቲ እቲ መጽናዕቲ፥ ዝተፈላለየ ላህጃ እንግሊዝኛ ብዘለዎ ልሳን ቋንቋ ሽወደን ዝዛረቡ ብርክት ዝበሉ ሰባት ክሰምዑ ከም እተገብሩ ይሕብሩ። “እዚ ይዂንምበር ካልኦት ላህጃታት ካብ ተሳተፍቲ ኣሉታዊ ተቐባልነት ረኺቦም እዮም” ብመረት እዚ ኣብ ቀረባ እዋን ንሕትመት ዝበቅዕ መጽናዕቲ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com