Monday , May 6 2024

ሽወደን፡ ምጥቃም ፍርያት ኩባንያ ጆንሶን ዝኾነ ክታበት ደው ኣቢላ

ሃገረ ሽወደን፡ ነቲ ብኩባንያ ጆንሶን ዝፈሪ ክታበት ኮቪድ-19፡ ቅድሚ ናብ ሃገራ ምእታዉ፡ ካብ ጥቕሚ ደው ከተብሎ ምዃና በዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።

ሃገረ ሽወደን፡ ክሳብ ኤውሮፓዊ በዓል መዚ መድሃኒት ብዛዕባ እዚ ክታበትን ምርጋእ ደምን ዘለዎም ዝምድናታት ብዝምልከት መጽናዕቱ ዝውድእ፡ ክትጽበ ወሲና ምህላዋ ገሊጻ።

ክሳብ ሕጂ፡ 31 ሽሕ ብልቃጥ ፍርያት ጆንሶን ዝኾነ ክታበት ከይተጠቀመትሉ ኣብ ኢዳ ምህላዉ፡ ሽወደን፡ ገሊጻ ኣላ።   


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com