Thursday , May 2 2024
Anders Wiklund/TT Sveriges utrikesminister Ann Linde (S). Arkivbild

ሽወደን ምንስሓብ ሩስያ ኣገዳሲ ስጒምቲ ምዃኑ ገሊጻ።

ሩስያ ንዲፕሎማስያዊ ዘተ ዘርኣየቶ ቊሩብነት ከምኡውን ሰራዊታ ክትስሕብ ዝርርብ ምጅማራ ብኣዎንታ ከም እትርእዮ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ ገሊጻ። “እዚ ግርጭት ዝፍታሓሉ ኣዝዩ ሃናጺ መርገጺ እዩ። እንተኾነ ግና ምስ መርገጺኦም ብዝሰማማዕ ሰራዊት ሩስያ ካብቲ ቦታ ከንሳሕብ ንርእይ የሎናን” ክትብል ሊንደ ን ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃበቶ ቃል ሓቢራ። መንግስቲ ሽወደን ብዛዕባ ኣብ ማሊ ዝገብሮ ወተሃደራዊ ስርሒት ዝገልጽ ዜናዊ ሓበሬታ ሎሚ ክፍኑ እዩ ዝብል ትጽቢት እኳ እንተነበረ እዚ ክሳብ መጋቢት 1 ክመሓላለፍ ከም እተገብረ ተገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com