Saturday , May 4 2024

ሽወደን ሻምፕዮን ዓለም ን9ይ ግዜ ብተኸታታሊ

Credit: @zomgitsashok

ጋንታ ፍሎርቦል ደቂ ኣንስትዮ ኲዕሶ እግሪ ሽወደን ድሕሪ ህልኽ ዝመልኦ ጸወታ ኣብ ልዕሊ ፊንላንድ ተዓዊታ። ኣብ ቀዳማይ እብረ ሽወደን 6 ብ 0 መሪሓ። ካልኣይ እብረ ዝያዳ መሳጢ ዝነበረ ኮይኑ፥ ኖርወይ 4 ሸቶታት ኣመዝጊባ እያ። እንተኾነ ሽወደን ኣብዚ ዳሕረዋይ ጸወታ እውን መሪሕነት ሒዛ ግጥም 6 ብ 4 ተዛዚሙ’ሎ። በዚ ድማ ሽወደን ብተኸታታሊ ን 9ይ ግዜ ሻምፕዮን ኲዕሶ እግሪ ምዃና ኣረጋጊጻ’ላ ብመሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com