Tuesday , March 19 2024
hush-naidoo-jade-photography-yo01Z-9HQAw-unsplash.jpg

ሽወደን ኣብ መጽናዕቲ ዝዋፈሩ ምሁራን ስለምንታይ ትስእን ምህላዋ ተዘትዩሉ።

ናብ ናይ ዶክትርና ምዕርግ ትምህርቲ ክኸዱ ዝደልዩ ተማህሮ፡ ቊጽሮም እናወሓደ ኣብ ልዕሊ ምምጽኡ፡ 54% ኣብ ሽወደን ዘጽንዑ ተመሃሮ ወጻኢ ናይዚ መዓርግ ጥራይ፡ ኣብ ሽወድን ክተርፉ ከም ዝድልዩ ክብ በዓልመዚ ላዕለዋይ ትምህርቲ እተረኽቡ ኣሃዛት ኣመልኪቶም።

ምኽንያትን ናይዚ ተርእዮን ንምፍትሑ እንታይ ክግበር ከም ዝከኣልን፡ ትማል ሰንበት ኣብ ስቶክሆልም ዘተ ከም እተኻየደ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ። ” እንድሕሪ ናይ ወጻኢ ተመሃራይ ኴንካ፡ ናይ ድሕረ-ዶክትርና መዓርግ ኣብ ካልእ ሃገር ምዕራብ ክትከታተል ዝቐለለ እዩ፡፡ ሽወደናዊ እንተዄንካ ግና ንምጅማር እውን ንጋዳ እዩ”  ክብል ኣብ ትካል ካሮሊንስካ ዳይረክተር መጽናዕቲታት ትምህርቲ ማይክል ፎረድ፡ ዘይርጉጽነት እቲ ጽላት ቀንዲ ምንጪ እቲ ሽግር ምዃኑ ኣመልኪቱ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com