Saturday , May 4 2024
This Sept. 5, 2014 photo shows Sidebar at Whiskey Row, a bar that offers more than 100 bourbons, in the heart of downtown Louisville, Ky. Restaurants along the city?s Urban Bourbon Trail are routinely stocked with 50 to 150 varieties of Kentucky?s signature spirit. (AP Photo/Bruce Schreiner)

ቀይዲ ሰዓታት ቀረብ ኣልኮላዊ መስተ ቀጺሉ

ኣገልግሎት ኣልኮላዊ መስተ ዝህባ ትካላት፡ ካብ ዕለት 24 ታሕሳስ 2020 ጀሚሩ ክሳብ 15 ጥሪ 2021 ኣብ ዝነበረ ግዜ፡ ክሳብ ሰዓት 20፡00 ክኸውን ከምዘለዎ፡ ቀይዲ ተመሓላሊፉ ምንባሩ ይዝከር። ካብ ጽባሕ ጀሚሩ ድማ እቲ ቀይዲ፡ ክሳብ ዕለት 24 የካቲት 2021 ክጸንሕ ምኻኑ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት፡ ሊና ሃሊንግሪን፡ ሓቢራ።

ድሕሪ በዓላት ሓድሽ ዓመት፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ቀጻልን ሓደገኛን እዩ ዘሎ ድሕሪ ምባል፡ ሃሊንግሪን፡ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ኣብ ትሕቲ ከቢድ ጸቕጢ ብምህላዉ፡ ሓፈሻዊ ገምጋም ክንገብር ይግባኣና ኢላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com