Sunday , May 5 2024
LUND 2020-11-12 Munskydd tas på inför ett snabbtest ( antigentest ) för covid-19 ( SARS-CoV-2 ) på Klinisk mikrobiologi vid SUS ( Skånes Universitetssjukhus ) i Lund. Region Skåne har under en period testat olika snabbtester för pågående covid-19 infektion inom 15 minuter och har nu beslutat sig för att köpa in 200000 stycken. Testet görs av vårdpersonal som tar ett prov från den bakre näsväggen med en provtagningspinne. Provet läggs sedan i ett provrör med vätska , och efter cirka 15 minuter framgår det om testet är positivt eller negativt. Foto: Johan Nilsson / TT / Kod 50090

ቁኑዕ ኣጠቓቕማ መሸፈኒ ወይ መከላከሊ ኣፍ ከመይ ይመስል

ብመሰረት ሓቤረታ ብዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ነፍሲ ወከፍ ስብ ኣብ ህዝባዊ ኣገሎግሎት ዝህባ ባቡራት ኮነ ኣውቶብሳት ኣብ ዝጥቀመሉ ግዜ ናይ ኣፍ መሸፍኒ ክንወዲ የተሓሳስቡን ለበውኦም የመሓላልፉ ኣለዉ።

ብተወስኽውን መሽፈኒ ኣፍ ኣብ ንጥቀመሉ ግዜ፣ ናይ ግድን በቲ ቁኑዕ ኣገባብ ክንጥቀመሉ ከምዘለና ወሲኾም ይሕብሩ።

ገለ ካብቲ ኣገባብ ኣጥቃቕምኡ፣

1, ናይ ግድን ኣፍናን ኣፍንጫናን ብጉቡእ ክንሽፈኖ ከምዘለና

2, ነቲ መከላከሊ ጨርቂ ብ ኢድና ክንሕዞ ከምዘይብልና ኣንታይ ድኣ በተን ክልተጫፍ ምስ እዝንና ዘራሕባ ተመጠጥቲ ፕላስቲክ ሕዚና ክንጉሕፎም ከምዘልና። ብዙሕ ግዜ ሰባት በቲ ማእከል ጨርቂ ሒዞም ንላዕሊ ንታሕቲ እንተድኣ ኣንቀሳቅሰሞ ነቲ ቫይረስ ስለዝሕዝዎ ፣ ብቀሊሉ ክሓልፍን ክንልከፍ ስለዝኽእል ጥንቃቀ ከነዘውትር ኪኢላ ምትሕልላፍ ሕማማት ኦሳመልሁስ ትገልጽ።

3. መሽፈኒ ኣፍ ትጠቂምና ኣብ ንውድኣሉ ተኺልና ባብ ፕላስቲግ መግሓፊ ኣኪብና ኣብ እንዳጉሓፍ ምድርባይ።

ስለዚ ዝተፈላለ ስርሓት መሸፈኒ ወይ መከላከሊ ኣፍ ስለ ዘሎ እቲ ቁቡል ዝኮነ ማለ CE ዝብል ምልክት ዘለዎ ጥራይ ክንጥቀም እዛ ኪሊላ ትመክር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com