Saturday , May 4 2024

ብሜሲ ዝተመዝገበሎም 160 ሓለውቲ ልዳት ከከም ዝተመዝገበሎም ሸቶ ቢራ ይዕደሉ

ውሩይ ትካል ቢራ ቡድዋይሰር ብድሕሪ ን ክብረ ወስን ብዝሒ ሸቶታት ኣብ ሓንቲ ክለብ ማለት 644 ዘመዝገቦ ሓድሽ ክብረ ወሰን ብሽም ልዮነል ሜሲ  644 ዝተጻሕፎ ቢራ ብምፍራይ፣ ሜሲ ዘምዝገበሎም 160 ሓለውቲ ልዳት ዝተፈላለያ ጋንታታት ከከም ዝተመዝገቦም ብዝሒ ሸቶ ቢራ ልደት ተዓዲሎም፣ በዚ መሰረት ሓላዊ ልዳት ክለብ ማድሪድ ዝነበረ ኢከር ካሲያስ ዓሰርተ ሸውዓት ብራታታት ክወስድ ከሎ፣ ሓላዊ ልዳይ ክለባት ኣለመርያ ቫለንሽያ ዝነብረ ብራዝላዊ ዓሰርተ ትሽዓት ናይ ቡድዋይሰር ቢራ ተበርኪትሎም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com