Saturday , May 4 2024

ብምኽንያት ሓድሽ ሕጊ ደሞዝ ብርክት ዝበለ ሕቶ ፍቓድ ስራሕ ተነጺጉ

Credit: Fredrik Sandberg/TT

ንፍቓድ ስራሕ ተባሂሉ ዝወጸ ዝተሓተ ደረት ደሞዝ ወሰኽ ኣብ ኤጀንሲ ስደተኛታት ን ዝግበር ምንጻግ ብናህሪ ከም ዝወሰኾ ተሓቢሩ። እቲ ለውጢ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ኣብ ግብሪ ካብ ዝውዕል ንደሓር፡ እዚ ጠለብ ጽገና ምኽንያት 25% ምንጻግ ፍቓድ ስራሕ ኮይኑ ጸኒሑ’ሎ። ሓደ ወርሒ ቅድሚ እቲ ለውጢ፡ እቲ ተዛማዲ ኣሃዝ 1% ጥራይ ምንባሩ ብምዝካር እዚ ሕጊ ን ኣሃዝ ምንጻግ ፍቓድ ስራሕ ብዝተዓጻጸፈ ደረኣ ክውስኽ ከም ዝገበረ ሬድዮ ሽወደን ወሲኻ ጸብጺባ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com