Thursday , May 2 2024
Credit: Dave Russell/Radio Sweden

ብሰንኪ ዋሕዲ መረጽቲ ፈረንሳ ናብ ሽወደን ተቋምት።

ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ስቶክሆልም ነቶም ልዕሊ 6 ሽሕ ዝኾኑ ዜጋታቱ ኣብቲ ኣብ ግንቦት 26 ኣብ ሽወደን ዝካየድ ምርጫ ኣውሮጳዊ ሕብረት ድምጾም ንኽህቡ የተባብዕ ኣሎ ክትብል ሬድዮ ሽወደን ገሊጻ።

እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ኣብ 2014 ኣዝዩ ውሑድ መራጺ ብምኽሳቱ እዩ ክትብል እታ ማዕከን ሓበሬት ወሲኻ ገሊጻ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com