Thursday , May 2 2024

ብዙሓት ካብ ሓድሽ ሕግታት ዕረፍቲ ሕብረት ኤውሮጳ ነጻ ክኾኑ ይደልዩ

Credit: Anders

ኣስታት 100 ዝተፈላለያ ክፍልታት መንግስታዊ ጽላት ካብቲ ናይ 11 ሰዓታት ነዊሕ ናይ ዕረፍቲ ግዜ ዝድንግግ ሓድሽ ሕግታት ነጻ ክኾና ኣመልኪተን፡፡ እዚ ማለት ​​ኣብቲ ጽላት ዝዋፍሩ ሰራሕተኛታት ኣብ መንጎ ዝተዘርዘሩ ፈረቓታት ናይ 11 ሰዓታት ዕረፍቲ የድልዮም ማለት እዩ። ርግጽ’ዩ፥ ኣገልግሎት ሄሊኮፕተርን መዕበዪ ህጻናትን ካብቶም ነጻ ዝኾኑ ሰባት እዮም። እዚ ሕድገት ናይ ምግባር ጒዳይ ብብዙሓት ሰራሕተኛታት ይጥለብ ምህላው እዩ ዝግለጽ ዘሎ። “ወይ እዚ ሕድገት ክግበረልና እዩ፥ ወይ ድማ ከቋርጽ እየ” ትብል ኣብ ጋሊቫረ እትርከብ ነርስ ፓራሜዲክ ፓር ኦላንደር፡፡ ኣብቲ እትሰራል ሆስፒታል ልዕሊ ፍርቂ ኣውቲስቲ ኣምቡላንስ ስርሖም ብምቊራጾም ኣምቡላንሳት ክስረዛ ተገዲደን ኣለዋ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com