Saturday , May 4 2024

ብዙሓት ወጻእተኛታት ናብ ስከለፍተዮ የምርሑ

Credit: Ulla Engberg/Sveriges Radio

ዓሚ ሓድሽ ናብራ ንምምስራት ናብ ስከለፍተዮ ካብ ዝመጹ ሰባት እቶም ሲሶ ካብ ወጻኢ ሃገራት ዝመጹ ምዃኖም ተገሊጹ። ኣሌስያ ጋሎን ሚሸል ኣመንዶ ላጂንን ካብ ሚላኖ ናብዚ ዝመጹ ኮይኖም፡ ብፍላይ ድማ በቲ ኣብ ልዕሊ ሰሜናዊት ከተማ ዘሎ ሰማይ ከም ዝምስጣ እያ ትገልጽ። “እቲ ኣዝዩ ንምእማኑ ዘጸግም ዘጋጠመኒ ነገር ካብ ልዕሊ ኣፓርታማይ ኣብ ዝርከብ ሰማይ ብሩህ ቀለማት ምርኣአይ እዩ” ክትብል ኣለስያ ጋሎ ንሬድዮ ሽወደን ገሊጻ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com