Saturday , May 4 2024

ቬስትራ ጎትላንድ፡ ሓድሽ መምርሒ ንምክልኻል ኮሮና ቫይረስ የተኣታቱ

ኣብ ቬስትራ ጎትላንድ ለበዳ ሕማም ክሮና ቫይረስ እንዳ ወሰኸ ይመጸ ከምዘሎ ሓኪም ተመሓላለፍቲ ሕማማት እቲ ምምሕዳር ቶማስ ቫልበርይ ተዛሪቡ።

እዚ ዝወጸ መምርሒ፡ ንለበዳ ሕማም ክሮና ቫይረስ ንምንካይ ኮይኑ፡ ከምዚ ዝስዕብ ይመስል፡ ኣብ ኣገልግሎት መጓዓዝያታት፡ ኣብ ዱካናት ትኣትወሉ ግዜ፡ ኣብ ኩሉ እዋናት ቡዙሕ ሰብ ኣብ ትራኸበሉ ግዜ፡ ኣፍካ ኣብ ውሱን እዋናት ጥራይ ዘይኮነ፡ ብቐጻሊ ምሽፋን ዝብል ኮይኑ፡ ከምኡውን ተቀማጦ ምንቕስቓሶም ከውሕዱ ምምሕዳር ቬስትራ ጎትላንድ ይላቦ።

ካበኡ ቀጺሉ ካለኣይ ደረጃ ተመሃሮ (gymnasieskolan) ብ 20% ትምርቶም ኣብ ቤት ትምህርቲ እንዳ መጹ ክቕጽሉ ምዃኖም እቲ ምምሕዳር ይዛረብ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com