Sunday , May 5 2024
(Peter Byrne/PA via AP) WRC813

ተማራመርቲ: ድቃላ ቫይረስ ረኺቦም

ሓደ ቆጵሮሳዊ ተማራማሪ: ናይ ደልታን ኦሚክሮንን ሕዋስ ዘለዎ ዓይነት ኮሮና ቫይረስ ከምዝረኸበ ብሉምበርግ ጸብጺቡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ፡፡

 

ክሳብ ሕጂ ፕሮፈሰር ሊዮንዲዮስን መሳርሕቱን ምስቲ “ደልታ ክራውን“ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ምትእስሳር ዘለዎም 25 ግዳያት ረኺቦም ኣለዉ፡ ፡

 

ኮስትሪክስ ኣብ`ቲ ምስ ተለቪዥን ሲግማ ዝገበሮ ቃለ መሕትት፡ “እዚ ውጥረት `ዚ ዝያዳ ዝኸበደን ዝያዳ ኣመሓላላፍን ድዩ ክኸውን ወይስ ኣብ ቁጽጽር `ዩ ክወእል ኣብ መጻኢ ክንርኢ ኢና ኢሉ፡፡

 

 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com