Thursday , May 2 2024

“ተርሞስኲም ኣይትረስዑ” ምኽሪ ፖሊስ

(AP Photo/John McConnico)

ኣብ ቀረባ እዋን ዝወረደ በረድ ብሰንኪ ዘኸተሎ ሸታሕትሖ ምዕጻው ጽርግያታትን ደውታ መካይንን ብርክት ዝበሉ ሓደጋታት ትራፊክ
ኣጋጢሙ። ጽርግያታት ዳግማይ ንኽኽፈቱ ወይ ሓገዝ ንኽለኣኽ ቁሩብ ግዜ ክወስድ ይኽእል እዩ። በዚ ኣቐዲምካ ምውጣን ኣገዳሲ እዩ ክብሉ ፖሊስ ንሰባት ኣተሓሳሲቦም ኣለዉ። ኣብ መንገዲ ብሰንኪ ሸታሕትሖን ግመን ደውታ ከጋጥም ስለ ዝኽእል ሰባት ውዑይ መስተ ዝሕዙሉ ቴርሞስ ክማልኡ ተላብዮም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com