Monday , May 6 2024
STOCKHOLM 2019-10-17 En explosion har inträffat på Södermalm i Stockholm. Foto: Stina Stjernkvist / TT kod 11610

ናብ ሎሚ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ስቶኮልም ሰለስተ ነትጙታት ኣጋጢሙ!!

ናብ ሎሚ ለይቲ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማ ስቶኮልም ስለስተ ነትⶔታት ከምዘጋጠመ ፖሊስ እዛ ከተማ ሓቢሩ። እቲ ቀዳማይ ነትⶔ ኣብ ከባቢ ሶደርማልመ ዝርከብ መንበሪ ገዛ፣ ካልኣይን ሳልስይን ድማ ኣብ ከባቢ ቫክስሆልምን ኣብ ጥቃ ኦርቶደክሳዊት ቤተ ክርሳትያን ሶርያ ሶደርቴለ እዩ ኣጋጢሙ። በዚ ነትጙታት ኣብ ልዕሊ ሰብ ዝኾነ ጉድኣት ዝወረደ ከምዘየል እንተኾነ ኣብ ነበርቲ እዚ ከባቢ ከቢድ ሻቕሎት ከምዝፈጠረ ፖሊስ እዛ ከተማ ወሲኩ ይገልጽ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com