Wednesday , May 1 2024

ናይ ዓማዊሉ፡ መጠን ሙቐት ሰውነት፡ እናዓቀነ ዘእቱ ቤት ምግቢ

ኣብ ኣቨኒን (Avenyn)፡ ዮቶቦሪ፡ ዝርከብ ቤት መግቢ፡ ዓማዊሉ ካብ ሕማም ኮቪድ-19 ነጻ ምዃኖም ንምርግጋጽ፡ ሙቐት ሰውነቶም እናዓቀነ የአንግድ ምህላዉ ጋዜጣ ዮቶቦሪ ፖስተን (Göteborgs Posten) ሓቢሩ ክብል ሬድዮ ሽወደን ኣቃሊሑ።

ኣብ ምጅማር ለበዳ ኮሮና፡ ሰባት፡ ምልክታት ሕማም ከምዘይብሎም ንምርግጋጽ፡ ከምዚ ዓይነት ኣገባብ፡ ኣብ መላእ ዓለም፡ ብፍላይ ድማ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ፡ ክጥቀምሉ ከምዝጸንሑ ይፍለጥ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com