Saturday , May 4 2024

ንምድላው ኲናትን ቅልውላውን ዝሕብር ብሮሹር ሎሚ ዓመት ክዕደል እዩ

Credit: Nathalie Rothschild / Radio Sweden

ቅልውላው ወይ ውግእ እንተተኸሲቱ እንታይ ንግበር ብዝብል እተዳለወ ብሮሹር ኣብዚ ጽድያ ብሓድሽ መልክዕ ናብ ኩለን ስድራቤታት ሽወደን ብፖስታ ክለኣኽ እዩ። ብዘይካዚ ኤጀንሲ ሲቪላዊ ቅድመ ምድላው ሓደጋታት ሽወደን (MSB) ኣብ ዝመጽእ ጥቅምቲ ንኽቐርብ ዝተዳለወ እዋናዊ ፓምፍሌት ኣብ ምስንዳእ ኣሎ ክትብል ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ። እቲ ትሕዝቶ ምስቲ ሽወደን ኣባልነት ኔቶ ድሕሪ ምዃና ዝህሉ ልዑል ጸጥታዊ ኩነታት ዝያዳ ብዝሰማማዕ ኣገባብ ዝተዳለወ ክኸውን እዩ ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com