Sunday , May 5 2024

ንጉሳዊ ቤተሰብ ሽወደን፡ ን ቸኮሌት ማራቡ ካብ ዝርዝር ቀረባት ንጉሳዊ ቤተ መንግስቲ ሰርዝዎ።

Credit: Pontus Lundahl/Bertil Enevåg Ericson/TT

ንጉሳዊ ቤተሰብ ሽወደን፡ ን ኣፍራዪ ቸኮሌት ማራቡ ካብ ዝርዝር ቀረባት ንጉሳዊ ቤተ መንግስቲ ሰርዝዎ። ወናኒ እቲ ትካል ሞንዴለዝ ብሰንኪ ኣብ ሩስያ ጌርዎ ዝበሃል ስራሕ ብ “ሃገራዊ ትካል ምክልኻል ብልሽውና ዩክሬን” ኣብ ጸሊም ዝርዝር ኣትዩ ጸኒሑ’ሎ። በዚ ድማ ካብ መወዳእታ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዙ እቲ ፍርያት ካብ ቀረብ ጉሳዊ ቤተሰብ ሽወደን ክስረ ከም እተወሰነ ክፍሊ ፕረስ እቲ ንጒሳዊ ቤተሰብ ንማዕከን ዜና ቲቲ ኣረጋጊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com