Thursday , May 2 2024
Foto: Stian Lysberg Solum / NTB

ኖርዌይ፥ መጠንቀቕታ ውርጪ ተመሓላሊፉ።

ኣብ ቡስከሩድ፥ ኦስሎ፥ ኣኸርሹስ፥ ኦፕላንድ፥ ሄድማርክ ከምኡውን ገለ ክፋላት ተለማርክ ክሳብ 25 ሰንቲሜትር ዝኸውን ርጒዲ ዘለዎ ውርጪ ክኽሰት ከም ዝኽእል ማእከል ሜትሮሎጂ ኖርዌይ ኣጠንቂቑ። ሎሚ ሰኑይ እዚ ውርጪ ኣብ ልዕል ዝበሉ ከባቢታት ካብ 5-25 ሰንቲሜትር ክረጒድ ከም ዝኽእል ዝሓበረ ኖርዌይ ቱደይ ኣብ ካልእ ከባቢታት እቲ መጠን ርጒዲ ክዛይድ እዩ ክብል ወሲኹ ሓቢሩ’ሎ። እዚ ውርጪ ሰኑይ ሰዓት 1 ጀሚሩ ድሕሪ 24 ሰዓታት ከቋርጽ እዩ ኢሉ’ሎ እቲ ማእከል ሚትሮሎጂ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com